Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወርሒ ሚያዚያ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ሚያዚያ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ከይሓወሰ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 43…

ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዝዝክር መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ትኽእሊ ኢኺ-ብፈተና ዝተሃነፀ መንነት ንለውጢ ዝምቹ ስብእና ይህነፅ!” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ግደ፣ ዓቕሚን ኣብነታወነትን ደቂ ኣንስትዮ ዝዝክር ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ…

ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ምስ ኢንስቲትዩት ሪሶርስ ወርልድ ሓቢሩ ንምስራሕ ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ምስ ኢንስቲትዩት ሪሶርስ ወርልድ ምስ ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ከምኡ እውን ለውጢ ከባቢ ኣየር ተተሓሒዙ ኣብ ለውጢ ትካልን ህንፀት ዓቕሚን ሓቢሮም ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ዋና…

ኢትዮጵያ ሃፍቲታት ተፈጥሮኣ ኣልሚዓ ናይ ምጥቃም መሰል ኣለዋ – ፕሮፌሰር ተስፋየ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሉዓላዊ ግዝኣታ ዝርከብ ሃፍቲ ተፈጥሮ ኣልሚዓ ናይ ምጥቃም ሙሉእ መሰል ከምዘለዋ መምህርን ተመራማሪን ማእኸል መፅናዕቲ ኣፍሪካን ጂኦፖለቲካን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር ተስፋየ ታደሰ ኣፍሊጡ። ኣብ ሩባ ኣባይ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 100 ሺሕ ሰባት ብኮቪድ 19 ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ል 103 ሺሕ 558 ሰባት ብኮቪድ 19 ከምዝተለኸፉ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብዚ ሐዚ እዋን ካብ ኣሜሪካን ብራዚልን ቀፂሉ እቲ ለበዳ ብዝኸፍአ ኩነታት ዝተላበዐላ ሳልሰይቲ ሃገር ኮይና…

ጉባኤ ዩኒቨርሲቲታት ኢጋድ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ዩኒቨርሲቲታት በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ቀፃልነት ንዘለዎ ምዕባለ ሃገር ዘበርክቱዎ ኣስተዋፅኦዝድህሰሰሉን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንሰለስተ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሰለስተ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ሂቦም፡፡ ብመሰረት እዚ፦ መሐመድ ኢድሪስ መሐመድ - ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ዮናታን ተስፋዬ ረጋሳ - ምክትል ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ብሮድካስት…

ህቡብ ድምፃዊ ኣቤል ተስፋይ (ዘ ዊኬንድ) ኣብ ክልል ትግራይ ንሰብ ኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትውልደ ኢትዮጵያዊ ህቡብ ዓለም ለኸ ድምፃዊ ኣቤል ተስፋይ (ዘ ዊኬንድ) ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ንሰብ ኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ። ኣቤል ተስፋይ ቅድሚ ሕዚ እውን ኣብ ኢትዮጵያ ብጥሜት ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዘኽታማት፣ መናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን መንበሪ ኣባይቲን መስሪሒ ሼዳትን ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ላፍቶ ኣብ ትሑት መነባብሮ ምዝርከቡ 85 ዘኽታማት መንበሪ ኣባይቲን ን770 መናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ተረባሕቲ ዝገብር 166 መስሪሒ ሼዳትን ኣረኪቡ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ዝተረኸባ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣብ ንኡሽተይ መናሃርያ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከባቢ ኣውቶቢስ ተራ ብልምዲ ንኡሽተይ መናሃርያ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ከምዘጋጠመ መሰኻኽር ዓይኒ ፀሪሑ ግዜኢ ፀብፂቡ። ኣብዚ ሕዚ እዋን…