ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ዩኒቨርሲቲታት ኢጋድ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ዩኒቨርሲቲታት በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ቀፃልነት ንዘለዎ ምዕባለ ሃገር ዘበርክቱዎ ኣስተዋፅኦዝድህሰሰሉን ካብ ኣባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ሰላማዊ ብዝኾነ መልክዑ ንምክያድ በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓታት ክልል ብፍሉይ ትኹረት ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊ ብዝኾነ መልክዑ ንምክያድ በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓታት ክልል ብፍሉይ ትኹረት ክሰርሑ ከምዝግባእ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ፀፅታ መረፃ ፌዴራል ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኮሚቴ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ከይዲ መረፃ ርኡይ ብፅሒት እንተየጋጠሞ ሰላማዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ሰይፉ ኣለምሰገድ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን ኢትጵያ እናሰርሐ ዝነበረ ጋዜጠኛ ሰይፉ ኣለምሰገድ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ጋዜጠኛ ሰይፉ ኣለምሰገድ ብዘሓደሮ ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበረ ፀኒሑ ኢዩ ትማሊ ኣብ 46 ዕድሚኡ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ብዛዕባ ክልል ትግራይ ኣመልኪተን ዘውፀአኦ መግለፂ ሓቂ ዘየገናዘበ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ወፃኢ ኣባል ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ (ጂ7) ብዛዕባ ክልል ትግራይ ኣመልኪተን ዘውፀአኦ መግለፂ መንግስቲ እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ዘየገናዘበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ትማሊ ምሸት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብሓዊ ዝተፈተኑ ሃርበኛታት ልምዓት ኢዮም-ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብሓዊ ዝተፈተኑ ሃርበኛታት ልምዓት ኢዮም ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ኣተሓባባሪ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ህዝባዊ ተሳትፎ እቲ ግድብ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ለውጢ ደሕሪ ምጅማራ መነግስቲ…
ዝንቕ ፋና ብፍሉይ ቀመም ዝደረቐ ሬሳ ጥንታውያን መራሕቲ ግብፂ ኣብ ጎደናታት ካይሮ ንምርኢት ክቐርብ’ዩ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፃውያን ኣስከሬናት ጥንታውያን መራሕቶም ንምርኣይ ንጎደናታት ከተማ ካይሮ ከዕለቕልቑ ትፅቢት ከምዝግበር ተገሊፁ። እቶም 22 ብመድረቒ ንነዊሕ ዘበናት ኣስከሬኖም ከይፈረሰ ክፀንሕ ዝተገበሩ መራሕቲ፡ 18 ንጉሳትን 4 ንግስቲታትን እየን። ናብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጣሊያን ለበዳ ኮቪድ 19 ንምዕጋት ዝዓለመ ገደብ ምንቅስቓስ ኣዊጃ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ንሳልሳይ ግዘ ዝጋፋሕ ዘሎ ለበዳ ኮቪድ 19 ንምዕጋት ዝዓለመ ፅኑዕ ገደብ ምንቅስቓስ ኣዊጃ። ኣብታ ሃገር በቢመዓልቱ ብማእኸላይ 20 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝልከፉ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ኣብ ኩለን ግዝኣታት ጣሊያን ብሰንኪ እቲ ለበዳ…
ቢዝነስ ልዕሊ 53 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ኮንትሮባንድ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 53 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑ ኮንትሮባንድ ካብ ውሽጢ ዓዲ ክወፁን ካብ ካልእ ሃገር ንውሽጢ ዓዲ ክኣትው ክብሉ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ከምዝተትሓዙ ሚኒስትር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ናውቲ ኮንትሮባንድ የጎዓዕዛ ዝነበራ 35…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደበና ናይ ምዝናብ ቴክኖሎጂ ግብርና ብምድጋፍ ጎጆታት ኢትዮጵያ መብራህቲ ንክረኽባ ዝሕግዝ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደበና ናይ ምዝናብ ቴክኖሎጂ ግብርና ብምድጋፍ ጎጆታት ኢትዮጵያ መብራህቲ ንክረኽባ ዝሕግዝ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ደበና ናይ ምዝናብ ቴክኖሎጂ መፋለጢ መድረኽ ኣብ ኣብዘርቫቶሪ እንጦጦ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ከተማ ሃይለማርያም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ኢቢሲ ከተማ ሃይለማርያም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ እቲ ጋዜጠኛ ኣብ ፓሪዮ ኢትዮጵያን ኤፍ ኤም ኣዲስ 97 ነጥቢ 1ን ንነዊሕ ዓማውቲ ኣገልጊሉ ኢዩ። ጋዜጠኛ ከተማ ሃይለማርያም ብዘጋጠሞ ሕማም ሕክምና ክከታተል ድሕሪ ምፅናሕ ናብ…