Fana: At a Speed of Life!

337 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)337 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

ሚኒስቴር ጥዕና መንግስቲ ካብ ባንኪ ኤግዚም ብዝተገበረ ስምምዕነት ቀሊል ልቓሕ ዝተገዝኡ ናውቲታት ሕክምና ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስቴር ጥዕና መንግስቲ ኢትዮጵያ መስ ባንኪ ኤግዚም ብዝገበሮ ብዝተናውሐ እዋን ዝኽፈል ስምምዕነት ቀሊል ልቓሕ 30 ሚሊየን ዶላር ዝተገዝኡ ናውቲታት ሕክምና ከምዝተረከበ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ እቶም ናውቲታት ሕክምና ለበዳ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ወፃኢ ዝህነፅ ሓዱሽ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ክሳብ ጎሮ ዘሎ ሓዱሽ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ብ1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ወፃኢ ስራሕቲ ህንፀቱ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጀሚሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምጅማር እቲ ፕሮጀክት፥ ምክትል…

ምስ ህወሓት ብምውዳድ ልኡኽቶ ፈፂሞም ዝተብሃሉ ሽዱሽተ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ክልል ትግራይ ናብ ቤት ህንፀት ቂሊንጦ ክወርዱ ተኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ህወሓት ብምውዳድ ልኡኽቶ ኣብ ምፍፃም እናሃለዉ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ሽዱሽተ ተጠርጠርቲ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ክልል ትግራይ ናብ ቤት ህንፀት ቂሊንጦ ክወርዱ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ። ወደ ቂሊንጦ ማረሚያቤት እንዲወርዱ የታዘዙት ሻምበል ጻዲቅ…

ኩባኒያ ምብሮ ንሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዕጥቂ ንምቕራብ ዘኽእሎ ስምምዕነት ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ መፍረዪ ዕጥቂ ስፖርት ምብሮ ንሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዕጥቂ ንምቕራብ ዘኽእሎ ስምምዕነት ንኣርባዕተ ዓመት ኣናዊሑ። እቲ ኩባኒያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2019 ጀሚሩ ምስ ፎዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ዕላዊ ስፖንሰር ቴክኒካል ብምዃን…

ንዕዉት ስራሕ ግድብናን ሉኣላውነት ሃገርናን ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ተሓባቢርና ንንቀሳቐሰሉ ታሪኻዊ እዋን ኢና ንርከብ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ህንፀት ዓበዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተጀመረሉ 10ይ ዓመት በዓል ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ መልእኽቶም ድማ “ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ውጥን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ናይጄሪያ “ብሉፅ መገዲ ኣየር” ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ናይጄሪያ “ብሉፅ መገዲ ኣየር” ተባሂሉ። ኣብ መዛዘሚ ኤክስፖ ብሉፃት ናይጀሪያ ንትካላት ኣብ ዝተውሃበ ኣፍልጦ፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሉፅ መገዲ ኣየር ብዝብል ዓለም ለኸ ሽልማት ተዓዋቲ ኮይኑ። መካየዲት ስራሕ መሸጣን…

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ምዕራብ ወለጋን መተከልን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኮኒኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምዕራብ ወለጋን ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከልን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኮኒኑ። እቲ ኤምባሲ ንስድራ ጉዱኣትን ንህዝቢ ኢትዮጵያን ምፅንዕናዕ ተመኒዩ፡፡ እቲ ግፍዒ ብምቅዋም ኣብ ጎኒ…

ኣብ ዘሓለፉ 5 ዓመታት ንኢትዮጵያ 2 ቢሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝገበረ ዩ.ኤስ.ኤይድ ገሊፁ

ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤይድ) ኣብ ዘሓለፉ 5 ዓመታት ንኢትዮጵያ 2 ቢሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝገበረ ገሊፁ፡፡ እቲ ትካል ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ክልል ትግራይ ጥራሕ ዝተወሰነ ዘይኮነስ ኣብ ኩሎም ከባቢታት ኢትዮጵያ ብድርቂ፣ ጎንፂ፣ ለበዳ ዕስለ ኣምበጣ፣ ሓደጋ ውሕጅን…

3ይ ዓመት በዓለ ሲመት ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)3ይ ዓመት በዓለ ሲመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌዴራልን፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባ ገዳታት ከምኡ እውን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላት…