ኣብ ብራዚል ኣብ ወርሒ መጋቢት ጥራሕ ልዕሊ 60 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ19 ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ብራዚል ኣብ ወርሒ መጋቢት ጥራሕ ልዕሊ 60 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።
እዚ ምስ ዝሓለፈ ወርሒ እንትነፃፀር ብዕፅፊ ወሲኹ ተባሂሉ፡፡
ፕሬዚዳንት ብራዚል ጆይር ቦልሶናሮ፥ እቲ ለበዳ ኣብ ምክልኻል ብምኽንያት…