ቴክኖሎጂ ቴክኖሎጂ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ‘ኢቴኤክስ 2025’ ካብ ሎሚ መዓልቲ 8 ግንቦት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ብሓባር…
ስፓርት ቼልሲ ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣስቶንቪላ ምስ ቶትንሃም ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት Gebremariam Weldegerima May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 37 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣ ስታምፎርድ ብሪጅ ምሸት ሰዓት 4፡15 ንማንቼስተር ዩናይትድ ክተተኣናግድ ኢያ። ብ63 ነጥቢ ኣብ 5ይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ሻምፒየንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣገልግሎት ጥዕና ጠሚቱ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ንማኽበረሰብና ጥሬቱ ዝሓለወን ፍትሓዊን ኣገልግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ፖሊሲ ጥዕናን ስትራቴጂን ብምሕንፃፅ በዓል ዋናነት ሕብረተሰብ ብዘረጋገፀ መልክዑ ስራሐቲ ብትኹረት እናወገነ ከምዝኾነ ናይ ኣደባባይ ሓቂ ኢዩ። ምኸንያቱ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተካእቲ ፍሪያታት ብምፍራይ ልዕሊ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ-መንግስቲ Desta May 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ተካእቲ ፍሪያታት ብምፍራይ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋረሕ ልዕሊ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት ዘገናዘበ ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚዲያታት ቅልጡፍን ነዚ እዋን ዝምጥንን ሓበሬታ ንማሕበረሰብ ከብፅሓ ይግባእ-ምሁራን Desta May 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስኑዕ ሓበሬታን ናይ ፀልኣት ዘረባታትን ሓበራዊ ያታታት ንምህናፅ ፈተና ንከይኾኑ ሚዲያታት ቅልጡፍን ነዚ እዋን ዝምጥንን ሓበሬታ ንማሕበረሰብ ከብፅሓ ይግባእ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም። ስኑዕ ሓበሬታን ናይ ፀልኣት ዘረባታትን ሓድነት ህዝብታትን ሓበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብመስኖ ሓጋይ ልዕሊ 66 ሚሊየን ኩንታል ስርናይ ተኣኪቡ Desta May 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመስኖ ሓጋይ ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብኣዝርእቲ ብምሽፋን ልዕሊ 66 ሚሊየን ኩንታል ስርናይ ከምዝተኣከበ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ተስፋሁን ጎበዛይ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንዓቃቢ ሰላም ሕቡራት መንግስታት ተወሳኺ ደገፍ ንምግባር ቃል ኣቲያ Desta May 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንዓቃቢ ሰላም ሕቡራት መንግስታት ተወሳኺ ወተሃደራዊን ሓይሊ ፖሊስን ብምውፋር ደገፍ ከምእትገበር ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣረጋጊፀን። በተን ሚኒስትር ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጀርመን በርሊን ንክልተ መዓልታት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብዚ ባጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብዙሓት ውፅኢታት ተመዘገብ ኣላ-መንግስቲ Desta May 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ባጀት ዓመት ኣብ ዓውዲታት ግብርና፣ ማኑፋክቸሪንግን ኮንፍረንስ ቱሪዝምን ካልኦተን ብዙሓት ውፅኢታት ተመዘገብ ከምዘላ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ፥…
ስፓርት ሻምፒዮና ዓለም ውፅኢት መእተዊ ምዝገባ ግዘ ገደብ ኣብዚ ሰሙን ክገልፅ እዩ mizan mekonen May 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ውፅኢት መመዝገቢ ዝውደአሉ ግዘ ኣብዚ ሰሙን ዕላዊ ከምዝኸውን ኣትሌቲክስ ፌደሬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ነቲ ውድድር ቅድመ ምድላው ንምግባር ዝረድእ ውፅኢት መእተዊ ዝምዝገብሉ ግዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ልምዓት ትሰርሖ ዘላ ስራሕ ከምዝድግፍ ገሊፁ Desta May 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ዘሎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ስምምዕነት፥ ምከትል ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰለሞን ደስታን ተወካሊ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያን…