ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 49 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገበሮ ስሩዕ ኣኼባ፥ መጣየሺ ኣዋጅ ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሊየር ኢትዮጵያ ብዝምልከት ብምዝታይ እቲ ደንቢ ኣብ…