Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርስቲ ዓዲግራትን ጂንካን ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ዓዲግራትን ጂንካን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ  ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም። ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ንመበል 11 ግዘ ብቅድመን ድህረን ምረቓ ዘምሃርዎም 1 ሺሕን 357 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ብ33 ዓይነታት…

ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ሚዛን ቴፒን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል 70 ዙር ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ዲግሪ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 295 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ኣካቢ ቦርድ…

ዩኒቨርሲቲ ወራቤ  1 ሺሕን 561 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወራቤ  ብመርሃ ግብሪ ድህረ ምረቓ ስሩዕ፣ ሰሙናዊን ምሸትን ዘምሃሮም 1 ሺሕን 561 ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ቶፊቅ ጀማል (ዶ/ር)፥ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብዚ ሐዚ እዋን ልዕሊ 10 ሺሕ ተምሃሮ የምህር ኣሎ ኢሎም።…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ልኡኻት ኣዘርባጃን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣቦ መንበር ትካል ፐብሊክ ሰርቪስን ማሕበራዊ ፈጠራን ኣዘርባጃን ኦልቪ ሜዲዬቭ ከምኡ እውን ኣምባሳደር ኣዘርባጃን ሩስላን ናሲቦቭ ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ኢትዮጵያን…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ሰላምን ፀፅታን ዘለወን ምትሕብባር ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ሰላምን ፀፅታን ዘለወን ምትሕብባር ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላብጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን ኣዛዚ ኣፍሪኮምን ጄነራል…

ሪዞርት ሃላላ ኬላ ታሪኻዊን ዘበናዊ ጥበብ ህንፀትን ዝተኣሳሰሩሉ ዘደንቕ መስሕብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ሪዞርት ሃላላ ኬላ ታሪኻዊን ዘበናዊ ጥበብ ህንፀትን ዝተኣሳሰሩሉ ዘደንቕ ዓለም ለኸ መስሕብ ኢዩ ኢሎም። 11 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ጉዳያት ጠሚቱ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ተሳትፎ ልምዓት ዳያስፖራ ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳያስፖራ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዘለዎ ተሳትፎ ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢሉ ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ፡፡ ሓላፊ ክፍሊ ፕላን እቲ ኣገልግሎት ወንድወሰን ተረፈ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያ ብኹሉ መዳይ ዝጀመረቶ ልምዓት ንምቕፃል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣልቤርቶ ቫርኔሮ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያ መሪሕ ተራ ዝነበሮም ኣልቤርቶ ቫርኔሮ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሓዘን፥ ካብ…

ናይ መወዳእታ ሕፁያት ኮኸብ ተፃወትቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ውድድር ዓመት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃትቲ ኩዕሾ እግሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ኮኸብ ተፃወትቲ እዚ ውድድር ዓመት ዕላዊ ኮይኖም፡፡ ኣብቲ ሊግ 15 ደረጃ ብመሓዝ ዝኸፍአ ዓመተ ውድድር ናይ ዘሕለፈት ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ተጣዋታይ ዝኾነ…

ንስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፀል ኢዩ-ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፀል ኢዩ ኢሉ ሕቡራት መንግስታት። ሕዱራት መንግስታት ንስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝኸውን 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ደገፍ ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ተተካኢ…