መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ተኸቢሩ።
ኣተሓባባሪ ዓውዲ ምምሕዳር እቲ ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ዴኤታ ብርሃኑ ፈይሳ፥ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣቦታት ብደም፣ ኣዕፅምቲን…