ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ምልክታታት ተሓታትነት ዘዕስል ኣሰራርሓ ዘርጊሑ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ፌስቡክ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ፖለቲካዊ ምልክታታት ተሓታትነት ዘዕስል ኣሰራርሓ ዘርጊሑ። እቲ ኩባኒያ፥ ኢትዮጵያን ኬንያን ሓዊሱ ኣብ ማሕበራዊ ጉዳይ፣ መረፃን ፖለቲካዊን ምልክታታት ተሓታትነትን ቁፅፅርን ዘዕቢ ኣሰራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ባህርዳር ኣብ ወሓዚ ሩባ ኣባይ ዝህነፅ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ድልድል ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ባህርዳር ኣብ ወሓዚ ሩባ ኣባይ ዝህነፅ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ድልድል ጎብኒዮም። ኣብቲ ዑደት ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልል ኣምሓራን እውን ተሳቲፎም ኢዮም። እቲ ከይዲ ህንፀት 25 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ነዳዲን መዓድንን ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ካብቲ ዓውዲ ልዕሊ 17 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ነዳዲን መዓድንን ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ካብቲ ዓውዲ ልዕሊ 17 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነዚ ዝበላ ካብቲ ቤት ዕዮ፣ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ትካላት ብምዃን ናይ ሸውዓተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ፈተና ካብ ሎሚ 29 ለካቲት ክሳብ 2 መጋቢት 2013 ዓ.ም ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ ምንባሩ ይፍለጥ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ጎርጎራ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መርሃ ግብሪ መኣዲ ንሃገር ዝለምዕ ቀዳማይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ጎርጎራ ኣጀሚሮም። ኣብቲ ስነስርዓት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያእ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ አይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፃሊ ምርጫ ዝደለኽምዎ ምረፁ ግን ሰላም ኣቐድሙ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀፃሊ ምርጫ ዝደለኽምዎ ምረፁ ግን ሰላም ኣቐድሙ ኪእብሉ ተዛሪቦም። እቶመ ቀዳማይ ሚትስትር ነዚ ዝበሉ ኣብክልል ኣምሓራ ብልዕሊ 5 ቢሊየን ብር ዝህነፅ ኮንክሪት መገዲ ኣስፋልት ኣብ ዘጀመርሉ እዋን ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ዙር ዕፃ 40/60 ዝወፅአሎም ዕድለኛታት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቁልፊ ክርከቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ዙር ዕፃ 40/60 ኣባይቲ ዝወፅአሎም ዕድለኛታት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቁልፊ ክርከቡ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ኣብ ቀዳማይ ዙር ዝተኻተቱ 220 ህንፃታት ዝርከብሎም ሳይታት፥ 1. መሪ ሎቄ (14 ህንፃታት) 2. እህል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ እቶት ናይ ምስሳን ጉደይ ምስ ልእላውነት ሃገር ዝተተሓሓዘ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ልምዓት መስኖ ቆጋ መስኖ ዝርከብ ልምዓት መስኖ ስንዳይ ሓጋይ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣመሓራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣማራ ልዕሊ 5 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝገወበረሎም ህንፀታት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣማራ ልዕሊ 5 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝገወበረሎም ህንፀታት ኮንክሪት መገዲ ኣስፓልት ኣጀሚሮም። እቲ ህንፀት መገዲ ካብ ዱር ቤቴ ቁንዝላ-ሻሁራ-ፍንጅት ምዕራፍ ሓደን ካብ ገላጎ -ገንዳ ውሀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቆጋ መስኖ ዝርከብ ልምዓት መስኖ ስንዳይ ሓጋይ ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቆጋ መስኖ ዝርከብ ልምዓት መስኖ ስንዳይ ሓጋይ ጎብኒዮም። ኣብቲ ዑደት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣመሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገርን ተሳቲፎም።…