Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19 ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኮቫክስ ካብ ዝተብሃለ ዓለም ለኻዊ ትካል 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19 ተረኪባ። እቲ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ኣስትራዜኒካ ዝተብሃለ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ የጤና ሚኒስቴርም ክትባቱ ቅድሚያ ለሚሰጣቸው የህብረተሰብ ክፍሎች…

ኣብ ትግራይ ሕብረተሰብ ክሳብ 10  መጋቢት ኣብ ዘለዉ መዓልታት እቲ ኣረጊት ብር ሙሉእ ንሙሉእ ንክቕየር መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሕብረተሰብ ክሳብ 10  መጋቢት ኣብ ዘለዉ መዓልታት እቲ ኣረጊት ብር ሙሉእ ንሙሉእ ንክቕየር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ መተሓሳሰቢ ሂቡ። ኣብቲ ክልል ብመሰረት ዝነበረ ምንቅስቓስ ምኽባር ሕጊ ምቕያር ብር ተኣጓጉይሉ ከምዝፀንሐ ብምግላፅ፥…

መፅሓፍ “መገዲ ምድማር” ሎሚ ኣብ ዕዳጋ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ መፅሓፍ “መገዲ ምድማር” ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዕዳጋ ውዒሉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ መፅሓፍ ፈለግ ለውጢን ምድማር ዝሓለፎ መገዲን ናብ ድሕሪትን ቅድሚትን እናተመላለሰ ከምዝድህስስ ተዛሪቦም። ብዙሕ ዓቐብን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዘለዋ ደቂ ኣኒስትዮ ደገፍ ገንዘብ ክግበር ኢዩ ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ጌጋ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዘለዋ ደቂ ኣኒስትዮ ደገፍ ገንዘብ ክግበር ኢዩብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ጌጋ ከምዝኾነ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ብምኽኒያት እታ ዝተዛብዐ ሓበሬታ ብዙሓት ኣዶታት ኣብ…

ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ኮንትሮባንድ የጎዓዕዛ ዝነበራ 16 ተሽከርከርቲን 17 ተጠርጠርቲን አውን ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብኣገልግሎት ማሕበረሰብ ዝሰልጠኑ 10 ሺሕ ወለንታውያን መናእሰይ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብኣገልግሎት ማሕበረሰብ ዝሰልጠኑ 10 ሺሕ ወለንታውያን መናእሰይ መሪቖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሐዚ ዘሎ ትውልዲ ብነፃ ምሃብ እንተለሚዱ ኢትዮጵያ ብዙሓት ተምሳሌት ዝኾንዋ ክትረክብ ኢያ ኢሎም።…

ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ 2 ሺሕን 93 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 93 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ስነሰርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ሓላፊ ዓውዲ ፖለቲካን ኣወዳድባ ስቪክን ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣካቢ ቦርድ እቲ ዩንቨርስቲን ዶክተር…

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን ሓዱሽ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትሪን ካብ ፅባሕ 27 ለካቲት ክሳብ 30 መጋቢት  2013 ዓ.ም ተግባራዊ ዝኸውን ሓዱሽ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ አዲስ አበባ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ቤንዚን ብሊትር 25 ብርን 86 ሳንቲምን፥…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደብዳበ ሹመት ኣምባሳደራት 5 ሃገራት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴዩ ናይትድ ስቴትስ ሓዊሱ ደብዳበ ሹመት ኣምባሳደራት 5 ሃገራት ተቐቢለን። እቲ ደብዳበ ሹመት ዘቕረቡ ኣምባሳደራት፥ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ጌታ ፓሲ፣  ኣምባሳደር ኬንያ ጀኤን ካማዑ፣ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ  ታማራ ሞና፣…

ኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19  ክትቅበል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኮቫክስ ካብ ዝበህል ኣለም ለኻዊ ጥምረት 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19  ክትቅበል ኢያ ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። መንግስቲ ነቲ ክትባት ቀፃሊ ዕለተ ሰንበት ከምዝቕበል ተገሊፁ። እቲ ክትባት ብቐዳምነት ንዝወሃቦም…