Fana: At a Speed of Life!

ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ጥሜት ንምጥፋእ ኣብ ዘኽእል መገዲ ኣይኮነትን – ፋኦ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ጥሜት ንምጥፋእ ኣብ ዘኽእል መገዲ ከምዘይኮነት ዓለም ለኸ ትካል ምግቢን ሕርሻን (ፋኦ) ተወካሊ ኣፍሪካ ኣበበ ሃይለገብሪኤል ገሊፆም። እታ ኣህጉር ጥሜት ንምጥፋእ ዝተተሓዘ ሽቶ ብዙሓት ስዳሮታት…

ቦርድ መረፃ ካልኣይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት መረፃ ክሳብ 30 2013 ዓ.ም ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት ተወዳደርቲ መረፃ ክሳብ 30 2013 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ከይዲ ምዝገባ ሕፁያት ኣመልኪቱ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እናብፀሐ ከምዝነበረ ይፍለጥ።…

ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ዝርከቡ ዜጋታት ብላቕነት ተረባሕቲ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ዝርከቡ ዜጋታት ብላቕነት ተረባሕቲ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ፌዴራል ኤጀንሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ውሕስና ምግቢን ከተማታት ገሊፁ። ካብ ሸሞንተ ክልላትን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ንዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ሓደ ማእኸልን…

ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ዋና ዳይሬክተር ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ዋና ዳይሬክተር ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ብርጋዴር ጄኔራል ጌታቸው ሽፈራውጋር ተዛቲዮም። ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ምጥንኻር…

ኣሜሪካ ኣብ ውሽጢ ጉዳይ ሃገራት ትገብሮ ኢድ ኣእታውነት ግቡእ ኣይኮነን – ሩሲያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ውሽጢ ጉዳይ ሃገራት ትገብሮ ኢድ ኣእታውነት ክትቁጠብ ከምዝግባእ ሩሲያ ፃውዒት ኣቕሪባ። ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ማሪያ ዛካሮቫ፥ ጉጅለ ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ሃገራት ንምእታው ዝገብሮ…

ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት 26 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም። ብዌቢናር ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ኣብ ናይ ሓባር ድልየትን ረብሓን ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣብዚ ቀጠና ፀገማት እንተጋጥሙ ናይ ሓባር…

ንኣርቲስት ጥላሁን ገሰሰ ኣደባባይን ሓውልትን ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተቐሚጡ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስም ክቡር ኣርቲስት ዶክተር ጥላሁን ገሰሰ ኣደባባይን ሓውልትን ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ከምዝተቐመጠ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እዚ ዛተገለፀ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ ዝክረ አርቲስት ጥላሁን ገሰሰ ሙዚቃ ኮንሰርት ኢዩ።…

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሹመት 21 ዳያኑ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻምናይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዛዚሙ። እቶም ዳያኑ ኣብ ቢሮ ዓቃቤ ሕጊን ማሕበራዊ ቤት ፍርድን በቢብርኩ ኣብ ዘለዉ ኣብያተ ፍርዲ ብሓጋዚ ዳይነት ይሰርሑ ከምዝነበሩ  ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ…

ጉጅለ ልኡኽ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ምስ ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢኔርጂን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ምስ ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢኔርጂን ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ትሺሴኬዲኪ ናይዚ እዋን  ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ኢዮም።…

ቀ/ሚ ኣቢይ ”ደው ኢለ ክምርቐኪ” ብዝብል ኣብ ፓርክ ሕውነት ሸገር ዝግበር ኮንሰርት ዝክረ ጥላሁን ንዘሰናድኡ ኣካላት አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ''ደው ኢለ ክምርቐኪ'' ብዝብል ኣብ ፓርክ ሕውነት ሸገር ዝግበር ኮንሰርት ዝክረ ጥላሁን ንዘሰናድኡ ኣካላት አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፌስ ቡክ ገፅ እቲ ዝክረ ጥላሁን ብምትሕብባር፣ ዝተረኸበ እቶት…