ወርቃማ ዓወት ዝሓፈስና ዝዓበየ ስእሊ ምርኣይ ዝኽእሉ፣ ኣብ እግሪ ዳዕሮ ኮይኖም ፀገማቶም ናይ ምፍታሕ ልምዲ ዘለዎም ኣደታትን ኣቦታትን ስለ ዘለዉና ኢዮም-…
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃግብሪ መዕፀዊ መድረኽ '' ብዝሰልጠነ ልዝብ ሓዱሽ ምዕራፍ ተስፋ'' ብዝብል ርእሲ ንሰለስተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣደባበይ ሕውነት ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ሓዊሱ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣…