Fana: At a Speed of Life!

ፋሲል ከነማ ናይ ተዓዋትነት ዋንጭኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ፋሲል ከነማ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ዓመተ 2013 ናይ ተዓዋትነት ዋንጭኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተረኪቡ። ኣብ መበል 25 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መስ ሃዋሳ ከነማ ኣብ ዝገበሮ ፃውቲ 1 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት…

ኣዛዚ ሰራዊት ናይጄርያ ብምኽኒያት ሓደጋ ነፋሪት ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዛዚ ሰራዊት ናይጄርያ ሌተናል ጀነራል ኢብራሂም ኣታሂሩ ብምኽኒያት ሓደጋ ነፋሪት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። እታ ነፋሪት ኣብ ሰሜን ምዕራብ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ካዱንጋ ብምሕምሻሻ እቶም ጀነራል ምሟቶም ሰብ መዚ እታ ሃገር ኣፍሊጦም።…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ወፃእ ቀዳማይ መስራቲ ጉባኤ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ወፃእ ቀዳማይ መስራቲ ጉባኤ ኣብ ኣሜሪካ ኣካይዱ። እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ህንፀት ሰላም፣ ሓድነትን ምክብባርን ዘለዉ ናይ ሓባር ክብሪታት ኣጠናኺርካ ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘድሃበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብልዕሊ 246 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዝተሃነፀ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ብ246 ሚሊየንን 688 ሺሕን 115 ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም። እቶም ፕሮጀክቲታት ንልዕሊ 3 ሺሕን 292 ሰባት ጊዚያውን ቀዋምን ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥሩ ተገሊፁ። ንተረባሕቲ ድማ 279 ሚሊየንን…

ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብሰለስቲአን ሃገራት ብሄራዊ ጉጅለ ተመራመርቲ ብመሰረት ዘውፅኦ ሰሌዳ ግዜ ከምዝካየድ ተገሊፁ

አዲስ አበባ ፣ ግንቦት 14 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኦታዋ ኢምባሲ ፌዴሪኢን ጥምረት ዓብዪ ግድብ ህዳሰን ኣብ ካናዳ ብሓባር ብምዃን ኣብ ዘሰናድእዎ ናይ ዌብናር ኣኼባ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ…

መበል ካልኣይ ዙር ሓበራዊ ፖለቲካዊ ዘተ ኢትዮ-ብራዚል ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል ካልኣይ ዙር ሓበራዊ ፖለቲካዊ ዘተ ኢትዮ-ብራዚል ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ መኪ ኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን መሰተኦም ኣምባሳደር ብራዚል ኬኔት ዲኖሪንጋን ኣብ ዝተሳተፍሉ ዝተኻየደ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ከልላዊን…

መበል ሳልሳይ ዙር ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝኾኑ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ዙር ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ተቐማጥነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝኾኑ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ተዋሂቡ። እቲ መብርሂ ብዙሓት ኣባላት ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር  ከምዝተገቀረ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ኣብ ትግራይ ዘመናዊ ዱኽዕን ምሩፅ ዘርእን ናብ መላእ ወረዳታት  ምብፃሕ ተጀመሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዘመናዊ ዱኽዕን ምሩፅ ዘርእን ናብ መላእ ወረዳታት  ምብፃሕ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። እቲ ሎሚ መዓንቲ ናብ መላእ ወረዳታት  ምብፃሕ ዝተጀመረ ዘመናዊ ዱኽዒን ምሩፅ ዘርእን 32 ሽሕ ኩንታል እንትኸውን ፥ ካብ መቐለ ናብ መላእ ወረዳታት…

ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ዘዘለውዎ ብምዃን ድምፆም ዘስምዕሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ዘዘለውዎ ብምዃን ድምፆም ዘስምዕሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ "ኢድኩም ካብ ኢትዮጵያ ኣልዕሉ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። "ብሄራዊ ክብሪ…

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ  1 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ሰበታ ከተማ ተዓዊታ ዝወፅአትላ ብሕታዊት ሽቶ ቶማስ ምህረቱ ኣብ መበል 81 ደቒቕ ከምዘመዝገባ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ። ሎሚ…