ስፓርት መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ድልድል ዓድዋ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ድልድል ዓድዋ ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ቤተሰብ ስፖርት፣ ነበርቲ ክፍለ ከተማ የካን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። ዓወት ዓድዋ ዝዝክሩ መልእኽቲታት ኣብቲ መድረኽ ተመሓላሊፎም። እዋናዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓድዋ ዘርኣይዎ ዘመን ተሻጋሪ ዓወት ግድብ ህዳሰ ብምዝዛሞ ናይ ሎሚ ትውልዲ ክደግሞ ይግባእ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀደም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓድዋ ዘርኣይዎ ዘመን ተሻጋሪ ዓወት ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብምዝዛሞ ናይ ሎሚ ትውልዲ ንክደግሞ ፃውዒት ቀሪቡ። ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ፥ እዋናዊ ኩነታት ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንእግሪ ምትካል ትግራይ ዝውዕል 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንእግሪ ምትካል ትግራይ ዝውዕል 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። እቲ ትካል ህዝቢ ትግራይ ምሉእ ብምሉእ ናብ ንቡር ናብርኡ ክሳብ ዝምለስ ኣድላዪ ደገፍ ምግባሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ። ሰላምን ድሕንነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ ሕፁያት ንኣርባዕተ መዓልቲ ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢተዮጵያ ምዝገባ ሕፁያት ንኣርባዕተ መዓልቲ ከምዝተናወሐ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ቀዳማይ ዙር ምዝገባ ሕፁያት ዝካየደሎም ክልላትን ምምሕዳር ከተማታት ማለት እውን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተተኮስቲ ጠያይቲ እናተዓዳደጉ ዝተረኸቡ ሰለስተ ጠያይቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ኮምቦልቻ ብዘይሕጋዊ መገዲ ብሕቡእ 2 ሺሕ ተተኮስቲ ክላሽንኮቭ እናተዓዳደጉ ዝተረኸቡ ሰለስተ ጠያይቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ከተማ ምምሕዳር ሓላፊ ክፍሊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ከባቢ ብኽለት ሓበሬታ ንምእካብ ዘኽእል ሶፍትዌር ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽን ሓለዋ ከባቢን ሓምለዋይ ልምዓትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንብኽለት ከባቢ እታ ከተማ ሓበሬታ ንምእካብዝሕግዝ ሶፍትዌር ስራሕ ጀሚሩ። እቲ ኮሚሽን፥ ኣብታ ከተማ እናወሰኸ ዝመፀአ ብኽለት ከባቢ ንምቁፅፃር ልዕሊ 500 በቲ ሞያ ዝተመረቑ መናእሰይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 516 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መበል 22 ን 23 ዙር ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 516 ስሩዕ ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ነቶም ኣባላት ፖሊስ ናይ ስራሕ መምርሒ ብመሃብ ናብ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ሕጊ ታክሲ ኣብ ምኽባር መርኣያ ክኾኑ ይግባእ – ኣይተ ላቀ ኣያሌው Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ሕጊ ታክሲ ኣብ ምኽባር መርኣያ ክኾኑ ከምዝግባእ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ገሊፆም። ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ሚኒስቴር እቶት፥ ምስ ከፈልቲ ግብሪን መዳርግቲ ኣካላትን ተዛቲዩ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጥዕና ደ/ር ሊያ ታደሰ ምስ ተወካሊት ፖፑሌሽን ፈንድ ኣብ ኢትዮጵያ ዴኒያ ጋይል ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ደክተር ሊያ ታደሰ ምስ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተወካሊት ፖፑሌሽን ፈንድ ኣብ ኢትዮጵያ ዴኒያ ጋይል ተዛቲየን። ኢትዮጵያ ምስቲ ፈንድ ዘለዋ ንነዊሕ ዓማውቲ ዝፀንሐ ምትሕብባር ንምቕፃል ቆራፅ ምዃና ዶክተር ሊያ ተዛሪበን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ምዝገባ ሕፁያት ንዘጋጥሙዎም ፀገማት ሓበሬታ ንኽህቡ ቦርድ መረፃ ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2021 0 አዲስ አበባ ፣ የካቲት 20 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ምዝገባ ሕፁያት ንዘጋጥሙ ፀገማት ሓበሬታ ንኽወሃብ ሓቲቱ። እቲ ቦርድ መረፃ ፓርቲታት ሕፁያቶም እናመዝገቡ ከምዝኾኑ ገሊፁ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ኣብ እዋን ምዝገባ ሕፁያት ንዘጋጥሙ…