Fana: At a Speed of Life!

ካብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ጀሚሩ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ክረምታዊ ዝናብ ከምዝህሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጉንበት፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ጀሚሩ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ክረምታዊ ዝናብ ከምዝህሉ ብሄራዊ ሚቲዮሮሎጂ ኤጀንሲ ኣፍሊጡ። ዳሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ኣሕመዲን ኣብዱል ከሪም ከምዝገለፁዎ፥ ካብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ጀሚሩ ፅዕንቶ…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ተግባራዊ ምግባር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ተግባራዊ ምግባር ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ወረቐት ኣልባ ኣገልግሎት ዲጂታል ንምምሕዳር ዕድጊት ንብረትን ሓይሊ ሰብን  ከምዝሕግዝ ተገሊፁ። ስለዝኾነ እቲ ፕሮጀክት…

9ይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ጨርቀመርቂን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ታሽዓይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ጨርቀመርቂን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ። ኢንስቲትዩት ቴክስታይልን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኣብ ዘዳለዎ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ፥ ብዛዕባ ጡጥ፣ ጨርቀመርቂ፣ ፋሽን ዓለባ ከምኡ እውን ምስ ውፅኢት…

ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸለረ ናፃ ፃውኢት ስልኪ ኮቪድ-19 ዳግም ስራሕ ንምጅማር ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸለረ ናፃ ፃውኢት ስልኪ ኮቪድ-19 ዳግም ስራሕ ንምጅማር ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተሓባቢሩ ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ምብፅሑ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ፃውዒት ካብ ሓበሬታታት ቫይረስኮሮና ብተወሳኺ ምስ ዓሶ፣…

እስራኤልን ፍልስጤምን ዝፈፀምዎ ስምምዕ ምቁራፅ ተዅሲ ንገስጋስ ቅኑዕ መገዲ ዘርኢ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እስራኤልን ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስን ንዝበፅሕዎ ስምምዕ ምቁራፅ ተዅሲ ተግባራዊ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። እቲ ዓርቢ ወጋሕታ ዝጀመረ ምቁራፅ ተዅሲ ነቲ ንልዕሊ 240 ሰባት ዝቐተለን ን11 መዓልታት ዝቐፀለን ደብዳብ መዛዘሚ ከምዝገበርሉ ኢዩ…

ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ክፍፀም ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ክፍፀም ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣብ ጎረባብቲ ሃገራትን ዓበይቲ ወሓዝቲ ሩባታትን ዝርከቡ ሚሲዮኖች…

ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ዘዘለውዎ ብምዃን ድምፆም ዘስምዕሉ መርሃ ግብሪ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብምቅዋም ኣብ ዘዘለውዎ ብምዃን ድምፆም ንሓደ ሰዓት ዘመሓላልፍሉ  ዘስምዕሉ መርሃ ግብሪ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። እቲ መርሃ ግብሪ "ኢድኩም ካብ ኢትዮጵያ ኣልዕሉ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ እንትኸውን፥ ድምፆም …

ንተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ፣ ኣትሌታት፣ ስፖርተኛታትን ኣርቲስታትን ብዛዕባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ 2013 ዓ.ም ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ተኸላ ፈልሲ ብሄራዊ ሓምለዋይ ልምዓት ዓመተ 2013  ዝምልከት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣባላት ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፣ ኣትሌታት፣ ስፖርተኛታትን ኣርቲስታትን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 30 ሺሕ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓገዝ መንግስቲ ሕቡራት ዒሚተ,ረታት ዓረብ ኣቢሉ ምስ ዋዲ ኣልሲደር ኮመርሻል ኢንቨስትመንት ሊያቢሊቲ ሊሚትድ ኩባንያ ብምትሕብባር ኣብታ ከተማ 30 ሺሕ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሙ።…

ፈላማይ መፅንሒ መርከብ ወደብ ላሙ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ፕሮጀክት ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ደቡብ ሱዳንን ዝኾነ ፈላማይ መፅንሒ መርከብ ወደብ ላሙ ብፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ተመሪቑ። ፕሬዚዳንት ኬንያታ እቲ ወደብ ስራሕ ምጅማሩ ዘብሰሩ እንትኾኑ፥ ፈላመይቲ መርከብ እውን ኣብቲ ወደብ መልህቃ…