ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ 81 ዘይሕጋዊ ምቑፃርን ደረጃ ዕቤትን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተሰሪዙ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ 81 ዘይሕጋዊ ምቑፃርን 12 ዘይሕጋዊ ደረጃ ዕቤትን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ክስረዝ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን እቲ ክልል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ንብረት ህዝቢን መንግስቲን ዝኾነ ብር 7 ነጥቢ 8 ሚሊየን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 169 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኣታዊ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 169 ቢሊየን 501 ሚሊየን 789 ሺሕን 893 ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። እቲ ኣፈፃፅማ ካብ ዝተሃቀነ ትልሚ ይኹን ካብ ዝሓለፈ ተመሳሳሊ ወቕቲ እንትነፃፀር ወሰኽ ዝተርኣየሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር እቶት ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ሓለፍቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ሓለፍቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ቀፃሊ መረፃ ትኹረት ዝገበረ አዩ። ክልላት ኣብቲ ምርጫ ፀፅታን ሰላምን ኣብ ምኽባር፣ ኣድላዪ እታዎት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 800 ኩንታል ናይ ሓገዝ እኽሊ ብዘይሕጋዊ መገዲ ወፂኡ እንትጓዓዓዝ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ፌዴራል ንነበርቲ ከተማ ሽረን ከብቢኣን ዝለኣኾ ልዕሊ 800 ኩንታል ናይ ሓገዝ እኽሊ ብዘይሕጋዊ መገዲ ወፂኡ እንትጓዓዓዝ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ወፍሪ ፀፅታ ህፁፅ ጊዘ ኣዋጅ ከተማ ሽረ ኣፍሊጡ። በቲ ተግባር ዝተጠርጠሩ 10 ሰባት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ ደገፍ ምምሕያሽ የርእይ ከምዘሎ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 የካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤዝሊ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ ደገፍ ምምሕያሽ የርእይ ከምዘሎ ተዛሪቦም። እቶም ዳይሬክተር ኣብ ትግራይ ምስ ዘሎ ጉጅለ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ከምዝተዛተዩ ኣፍሊጦም። ስለዝኾነ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ሰሜንን ማይካድራን ምስ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ብምትሕሓዝ ተሳትፎ ኣለዎም ዝተብሃሉ ኣካላት ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክሲ ክምስረት… Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጉጅ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ሰሜንን ማይካድራን ምስ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ብምትሕሓዝ ተሳትፎ ኣለዎም ዝተብሃሉ ኣካላት ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክሲ ክምስረት ኢዩ ክብል ኣፃራዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ ጊዘ ኣፍሊጡ። ኣፃራዪ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካምፓላ ኣብ ዘዳለዎ መበል 125 በዓል ዓድዋ ብኢንተርኔት በይነ ተሳቲፎም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካምፓላ ኣብ ዘዳለዎ መበል 125 በዓል ዓድዋ ብኢንተርኔት በይነ ተሳቲፎም። እቲ መድረኽ ''ዓወት ዓድዋን ፓን ኣፍሪካዊነትን'' ዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መሳታኦም ጀስቲን ትሩዶ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ሃገራዊን ቀጠናዊን ጉዳያት ፀፅታ ብምድሃብ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ካናዳ ንኢትዮጵያ ናይ ኩሉ ጊዘ መሻርኽታ ኮይና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት በዓል ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ ንምኽባር ምድላው ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓወት በዓል ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ ንምኽባር ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ምምሕዳር ዞባ ማእኸል ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ዞባ ምምሕዳር ካብ ዘመሓድረን ወረዳታት ሓንቲ ዝኾነት ዓድዋ፥ እቲ በዓል ብዝደመቐ ኩነታት ንምኽባር ምድላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ካብ ወርሓዊ መሃየኦም 50 ሚኢታዊ ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ትግራይን ዞባ መተከልን ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ካብ ወርሓዊ መሃየኦም 50 ሚኢታዊ ለጊሶም። መንግስቲ ዝተጎድኡ ወገናት መሊስካ ንምጥያሽ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕን ዕለታዊ ናብራ ሕብረተሰብ…