Fana: At a Speed of Life!

ቦርድ መረፃ 6ይ ሃገራዊ መረፃ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ከምዝካየድ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 28 ጉንበት ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ 6ይ ሃገራዊ መረፃ 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ከምዝካየድ ኣፍሊጡ። ከይዲ እቲ መረፃ ኣብ ኩሎም ምዝገባ መረፅቲ ኣብ ዝተዛዘመሎም ቦታታት ጥራሕ ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ምስ ምዝገባ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኮይኖም ምስ ዝተሸሙ ሃሚድ ኑሩ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኮይኖም ምስ ዝተሸሙን ተፀዋዒ ሕብረት ኣፍሪካን ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካን ሃሚድ ኑሩ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ፕሮግራም…

ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ምንቅስቓስ ስራሕ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሓፈሻዊ  ነባራዊ ኩነታትን ምንቅስቓስ ስራሕን ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ተዓዚቦም። እቲ ዑደት ቀፃሊ ኣንፈት ስራሕ ንምሃብ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ዶ/ር ኣብርሃም ኣብ እዋን…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ ኣብ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ዝሃቡዎ ርኢቶ ቅዋም ኢትዮጵያ ዝድግፍ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ ኣብ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕሊ ድሌት ግብፂ ፅዕንቶ ከምዘየሕድር ምግላፆም ፅቡቕ ጅምር ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪም። ኣምባሳደር ዲና ሎሚ…

ፕሮጀክት መስፍሕፋሒ መቆፃፀሪ ትራፊክ ነፈርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሮጀክት መስፍሕፋሒ መቆፃፀሪ ትራፊክ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተመሪቑ። እቲ ህንፀት ቅድሚ 6 ኣዋርሕ ብኩባኒያ ሲሲሲ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣስታት 48 ሚሊየን ብር ወፃኢ ተግይርሉ ኣሎ። እቲ መቆፃፀሪ ትራፊክ ነፈርቲ ምምራቑ ኣገልግሎት…

ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ኣፍሪካ ክትባት ኮቪድ 19 ንምብፃሕ ዓለም ለኸ ደገፍ ክብ ክብል ከምዝግባእ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣12  ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣፍሪካ ክትባት ኮቪድ 19 ንምብፃሕ ዓለም ለኸ ደገፍ ክብ ክብል ከምዝግባእ ኣፍሊጡ። ኣፍሪካ ክሳብ ሐዚ ብብርኪ ዓለም ካብ ዝወሃቡ ከትባታት እቲ 2 ሚኢታዊ ጥራሕ ከምዝተቐበለት ተገሊፁ። ዋና…

ዶክተር ሊያ ታደሰ ናብ ኣሶሳ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣሶሳ ኣቲየን። ቀንዲ ዕላማ እተን ሚኒስትር ኣብቲ ክልል ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝረአዩ ፀገማት ብምፍላይ ኣገልግሎት ንምምሕያሽ ዘተኮረ ከምዝኾነ ዳይሬክተር…

ቀ/ሚ ኣቢይ ንክልተ ኦፕሬተራር ቴሌኮም ፍቓድ ንምሃብ ይስራሕ ብዛዕባ ዘሎ ስራሕቲ ብዝምልከት ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ተዛቲዮም   

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንክልተ ኦፕሬተራር ቴሌኮም ፍቓድ ንምሃብ ይስራሕ ብዛዕባ ዘሎ ስራሕቲ ብዝምልከት ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ውልቀ ንምዝዋር መስ ዝተጣየሸ ኣባላት ቤት ምኽሪ…

ኣብ ቸክ ሪፐብሊክ ዝተኻየደ ውድድር ቱር ኮንቲኔንታል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ምሽት ኣብ ቸክ ሪፐብሊክ ዝተኻየደ ውድድር ቱር ኮንቲኔንታል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብቲ ውድድር ብ3 ሺሕ መሰናኽል ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጌትነት ዋለ ብ8 ደቒቕ 9 ሰከንድ 47 ማይክሮ ሰከንድ ብምእታው ተዓዊታ፡፡…

መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ሰላም፣ ምትሕብባር፣ ዴሞክራሲን ህንፀት ሃገርን ኣድሂቦም ክሰርሑ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ፥ “መራኸብቲ ሓፋሽ ንሰላም፣ ሓድነትን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእሲ ልዝብ የካይድ ኣሎ። በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ፥ “መራኸብቲ ሓፋሽ ንሰላም፣ ሓድነትን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእሲ ልዝብ የካይድ…