ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ክብሪን ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ክተፋልጥ እያ mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ባህሊ ክብሪታትን ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን ”ባህሊ ድልድል ኢትዮጵያ ንምትእስሳር ህዝቢ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ከተፋልጥ ምዃና ተገሊፁ፡፡ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለው ዓበይቲ ባህላዊ ክብርታት፣ ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ድሌት ሰላምን ለውጢን ከይኹለፉ ቃልስና ነሕይል – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)አይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ትግራይ ዘሎ ድሌት ሰላምን ለውጢን ከይኹለፍ ዝግበር ቃልሲ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ንክልተ ዓመት ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና “ቤልት ኤንድ ሮድ” ፕሮጀክት ልምዓት ኢትዮጵያ ዝድግፍ እዩ – ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ቻይና እናካየደቶ ዘላ “ቤልት ኤንድ ሮድ” ኢኒሼቲቭ ትልሚ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝድግፍ ምዃኑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ተፈራ ናይ ቻይና “ቤልት ኤንድ ሮድ” ኢኒሼቲቭ ቐንዲ ኣካል ዝኾነ ብኤሌክትሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ ኣብ ትግራይ ዘሎ ክፍተት ብምምላእ ናብ ቅድሚት ክወስዱ ይኽእሉ ኢዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ትግራይ ዘሎ ክፍተት ብምምላእ ናብ ቅድሚት ክወስዱ ይኽእሉ ኢዮም ዝብል እምነት ብብዙሓት ኣካላት ዝተኣመነ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ስነ ስርዓት ርኽክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦታት ሃይማኖት ብዛዕባ ሰላም ምስባኽ ቐንዲ ተግባሮም ክኸውን ይግባእ ተባሂሉ mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሃይማኖትን ኣቦታት ሃይማኖትን ኣብ ፀለቶም ይኹን ኣብ ዘረበኦም ብዛዕባ ሰላም ምስባኽ ቀንዲ ተግባሮም ክኸውን ከምዝግባእ ትካላት ሃይማኖት ክልል ኦሮሚያ ኣገንዚቡ፡፡ እቲ ጉባኤ ዘሰናድኦ ኮንፈረንስ ሰላም÷”ሃይማኖት ንሰላም፣…
ስፓርት ኣዳማ ከተማን ወላይታ ድቻን ማዕረ ተፈላልየን mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ፀወታ ኢትዮጵያ መላይታ ድቻን ኣዳማ ከተማን ብዘይምንም ሽቶ ማዕረ ተፈላልየን፡፡ ወላይታ ድቻ በቲ ሊግ ድሕሪ ኣርባዕተ ተከታታሊ ዓወት ማዕረ እንትፈላለያ÷ ኣዳማ ከተማ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕ ፀወታታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዓሊ የሱፍ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ ሎሚ ንጉሆ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተፋሰሳት ንምሕላው ሓበራዊ ትልሚ ከምዘድሊ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፋሰሶች ንክሌማዊ ለውጢ ተቓላዕቲ ብምዃኖም ንምሕላውን ንምክንኻንን ዝተዋደደ ሓበራዊ ትልሚ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣገንዚቡ፡፡ ኣብ ሓሙሽተ ተፋሰሳት ዝትግበር “ብራይት” ዝተብሃለ ፕሮጀክት ምሕደራ ዝተዋደደ ተፋሰስ መርሃ ግብሪ ምጅማር…
ስፓርት ኣርሰናል ምስ ሪያል ማድሪድ Gebremariam Weldegerima Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት እንትካየድ ኣርሰናል ምስ ሪያል ማድሪድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ዓለም ብሃንቀውታ ኣብ ዝፅበዮን ጋንታታት ደሚቐን ክረኣያ ኣብ ዝደልያሉን ውድድር ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ዝካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ሻርጃ ሓዱሽ በረራ ክጅምር እዩ mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ከተማ ሻርጃ ካብ 24 ግንቦት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ግልጋሎት በረራ መንገደኛታት ንምጅማር ምድላዋት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ሰሙን ኣባዕተ ግዘ ዘካይዶ እቲ ግልጋሎት በረራ÷ መገደኛታት ናብ…