Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ ዘበን ዝተኻየደ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝተዓወተትሉን መሰረት ዘንበረን ኢዩ – ኣይተ ርስቱ ይርዳው

ኣዲስ ኣበባ፣  15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ዝተኻየደ መርጫ ኢትዮጵያ ዝተዓወተትሉን መሰረት ዘንበረን ኢዩ  ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ መላእ ከባቢታት እቲ…

ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ጅማ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ጅማ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ። ብኣፈወርቅ ኣለሙ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

14 ሰነ ንኢትዮጵያ ታሪኻዊት ዕለት ኢያ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)14 ሰነ ንኢትዮጵያ ታሪኻዊት ዕለት ኢያ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ኣብ ሃገርና ናይ መጀመሪያ ፍትሓዊን ነፃን ኣብ ዝኾነ ምርጫ ኩሎም ክፋላት ሕብረተሰብ ድምፆም ንምሃብ ወፂኦም ኢዮም” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፅ…

ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት ምርጫ ውፅኢት ቆፀራ ደምፂ ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት ምርጫ ውፅኢት ቆፀራ ደምፂ ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ብተመሳሳሊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያት ምርጫ እቲ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ…

ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ጎንደር ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ጎንደር ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ። ብዳግማዊ ዴክሲሳ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ባህርዳር ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ባህርዳር ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ብምናለ አየነው እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…

ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ድሬዳዋ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ድሬዳዋ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ብምርካብ ነቲ ግዚያዊ ውፅኢት ይርእይ ኣሎ። ኣብቶም ጣቢታት ንምርጫ ዘገልገሉ ናውቲታትን ዝተቖፀሩ ድምፂታት ወረቐትን…

ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ደብረማርቆስ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ደብረማርቆስ ግዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ይግበር ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝተዓዘቦም ጣቢያታት ምርጫ እቲ ቆፀራ ትማሊ ምሸት ዝተገበረ እንትኸውን፥ ውፅኢቱ ድማ ዕላዊ ይኸውን ኣሎ። ሕብረተሰብ እውን ኣብ ጣቢያታት…

ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ከይዲ መረፃ ርኡይ ፀገም ፀፅታ ከምዘይተፈጠረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሁራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ  ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ  ርኡይ ፀገም ፀፅታ ከምዘይተፈጠረ ኣፍሊጡ። ቆፀራ ኣብ ዝተዛዘመን ጣቢያታት መረፃ፥ ካብ ሕዚ ጀሚሩ ውፅኢት ከምዝግለፅ እውን ገሊፁ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ ኣማሲየን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ብሰላም ብምዝዛሙ መልእኽቲ እነኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ብምዝዛሙ መልእኽቲ እነኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ሎሚ መዓልቲ ንመላእ ኢትዮጵያውያን ዓባይ መዓልቲ ኢያ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ንዘበናት ዴሞክራሲያዊ…