መራኸብቲ ሓፋሽ ሙያዊ ስነ-ምግባር ብዝሓለወ መልክዑ ንዝሰርሑዎ ፀብፃብ ምስጋና ይግበኦም – በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሙያዊ ስነ-ምግባር ብዝሓለወ መልክዑን ብስምዒት ሃገራውነትን ንዝሰርሑዎ ፀብፃብ ምስጋና ከምዝግበኦም በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ሙሓመድ እድሪስ ከምዝገለፁዎ፥ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ…