መረፃ ሰላማዊን ምስጢራውነቱ ብዝሓለወ መልክዑ እናተካየደ ከምዝርከብን ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ሰላማዊን ምስጢራውነቱ ብዝሓለወ መልክዑ እናተካየደ ከምዝርከብን ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ገሊፁ።
እቲ ጉጅለ ተዓዛቢ ኣብ ዝተንቀሳቐሰሎም ሓሙሽተ ክልላት መረፃ፥ ዜጋታት ወፂኦም ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት…