Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ኮንፈረንስ ምርምር ፓርላማ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ኮንፈረንስ ምርምር ፓርላማ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፓርላማ፣ ዴሞክራሲያዊን ሰብኣዊንመሰላት” ብዝብል ርእሲ ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ይሳለጥ ኣሎ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ ኣብ ውሽጢ ዴሞክራሲያዊ ፖለቲካ…

ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ክገብር ኢዩ። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኣይተ ኣደም ፋራህን ካልኦት ኣመራርሓታትን ናብ ከተማ ጂግጂጋ ኣቲዮም። እቶም ኣመራርሓታት ኣብ ኣብ ጂግጂጋ…

ነበርቲ ዞባ ዋግህምራ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ሃገራዊ ለውጢን ብምድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ዋግህምራ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ብኣመራርሐኦም ዝመፅአ ሃገራዊ ለውጢን ብምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ነበርቲ፥ “ለውጢ ንድግፎ ኢና፣ ንቕድሚት ክንጓዝ ኢና፣ ጁንታ ኣብ ዝፈሓሮ ጉድጓድ ንባዕሉ ተቐቢሩ ኢዩ፣…

ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምጅማር ጎስጓሽ መረጣ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምጅማር ጎስጓሽ መረጣ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ምኅባድ መነባብሮን ፀገም መንበሪ ኣባይቲን…

12 ለካቲት መዓልቲ ሰማእታት እናተዘከረ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መበል 84 ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት 12 ለካቲት ኣብ ስድስት ኪሎ ሓወልቲ ሰማእታት ተረኺበን ሕቑፊ ዕምበባ ኣቐሚጠን። ብተወሳኺ ድማ ፕሬዚዳንት ማሕበር ሓርበኛታት ኣቦታት ልጅ…

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን አውር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢኮኖሚያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት ገይሮም፡፡ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብቲ እዋን…

ንቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ለውጢን ብምድጋፍ ኣብ ከተማታት ቴፒን የኪን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ለውጢን ብምድጋፍ ኣብ ከተማታት ቴፒን የኪን ሰልፊ ተኻይዱ። እቶም ሰልፈኛታት፥ “ኣብ ጎኒ ቀዳማይ ሚኒስትር ቢይ ኣሕመድ ብምዃን ቀፃሊ ምዕባለ እዛ ሃገር ጋህዲ ክንገብር ኢና፣ ብምድማር ሃገርና ክንሃንፅ ኢና፣ ህዝቢን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን መንበሪ ህንፃ ዲፕሎማሰኛታትን መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲን መንበሪ ህንፃ ዲፕሎማሰኛታትን መሪቖም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ንዝገበሮ ምጥብባር ኣመስጊኖም፡፡ ኣይተ…

ወናኒ ሪል ስቴት ሙለር ዝተኸሰሱሉ ገበን ግዕዝይና ኣይፈፀምኩን ብምባል ቃል እምነት ክሕደት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ሪል ስቴት ሙለር ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ ዝተኸሰሱሉ ገበን ግዕዝይና ኣይፈፀምኩን ብምባል ቃል እምነት ክሕደት ሂቦም። ተጠርጣሪ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል 5ይ ምድበ መጋባእያ ገበን ግዕዝና ቀሪቦም፡፡ ኣይተ ሙሉጌታ ተስፋኪሮስ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም። ኣብዘተኦም ድማ ኣብቲ ክልል እናተገበረ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ፀፅታ፣ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓታትን ኣወሃህባ ኣገልግሎት ህዝቢን ዝርከበሉ ኩነታት ዝምልከት…