ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5 ላዕለዎት መኮንናት ናብ ቤት ፍርዲ ጦር ሰራዊት ምክልኻል ተዘዋዊሮም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ርክብ ራዲዮ ሰራዊት ብምቁራፅ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ንኽበፅሕ ገይሮም ዝተብሃሉ ሓሙሽተ ላዕለዎት መኮንናት ናብ ቤት ፍርዲ ጦር ሰራዊት ምክልኻል ተዘዋዊሮም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ብርጋዴር ጀኔራል ገብረህይወት ሲኖሲዮስ፣ ብርጋዴር ጄኔራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተነ መጀመሪ ቅድመ ትግበራ ብሄራዊ ስርዓት መስታወቂያ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተነ መጀመሪ ቅድመ ትግበራ ብሄራዊ ስርዓት መስታወቂያ ምጅማሩ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሰራሕተኛታት እቲ ሚኒስቴር ድማ ብምምዝጋብ “ሓደ ሰብ ንሓደ ሰብ” ብዝብል መሪሕ ቓል ቀዳማይ ብርኪ ፈተነ ቅድመ ትግበራ ብዕዉት ኩነታት ምዝዛሙ ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ደቡብ ሱዳን ደቡብ ሱዳን ጀኔራል ጆንሰን ጁማ ኡኮት ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ደቡብ ሱዳን ደቡብ ሱዳን ጀኔራል ጆንሰን ጁማ ኡኮት ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሹም ጀኔራል ብርሀኑ ጁላን ላዕለዎት ኣዘዝቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ኣሜሪካ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ አይ ዲ) ሼን ጆንስን ኣባላት ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብቲ እዋን ዑደት፥ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ መተሓባበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወፃእ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ንፈለማ እዋን ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወፃእ ኣጀሚሩ። ምጅማር እቲ ኣገልግሎት ኣብ ሪጅን ደቡብ ምብራቕ ከተማ ኣዳማ ተኻይዱ፡፡ ኣዳማ ሓዊሱ ከተማታት ቢሾፍቱ፣ ዱከም፣ ገላን፣ ሞጆን ኣዋሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሓቢሮም ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሓቢሮም ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ተፈራሪሞምዎ፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ኣብ ኣጠቓቕማ ክታበት ቫይረስኮሮና ዝረአ ዘይፍትሓዊ ኣካይዳ ኮኒኖም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ 10 ሃገራት ዓለም 75 ሚኢታዊ ዝኸውን ክታበት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተጠቐማ ገሊፆም። እዚ ኣካይ ድማ ፍትሓዊነት ኣይረአየሉን ክብሉ ኮኒኖምዎ። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ እቲ ክታበት አብ ኩለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅል መረፃ ቀንዲ ዛዕባ ፓርቲታት ፖለቲካ ሰብኣዊ መሰል ክኸውን ይግባእ – ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ሻድሻይ ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ ቀንዲ ዛዕባ ፓርቲታት ፖለቲካ ሰብኣዊ መሰል ክኸውን ከምዝግባእ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኮሚሽን “ሰብኣዊ መሰላት ኣብ እዋን መረፃ” ብዝብል ሓሳብ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጅቡቲ ዝተሃነፀ መፅንሒ ናይ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ዶብ ተሳጋሪ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጅቡቲ ዝተሃነፀ መፅንሒ ዶብ ተሳጋሪ ፅዕነት ተሸከርከርቲ ኢትዮጵያ ተመሪቑ። ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርት ኣይተ ኣወል ወግሪስ፥ ህንፀት እቲ መፅንሒ ተሸከርከርቲ እናዓበየ ምስ ዝመፅአ ኣቑሑት ኣታዊን ወፃኢን ድሌት ግልጋሎት ንምምላእ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣብ ምትግባር ትልሚ ልምዓት ትራንስፖርት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኤክስኪውቲቭ ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ቼፕሮ ኣሞስ ኪፕሮኖህ ተዛቲየን። ክልቲኦም ሓለፍቲ፥ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ኣብ ዝትግበር መሪሕ ትልሚ ልምዓት ዘፈር ትራንስፖርት ኣድሂቦም…