Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልላት ትግራይን ቤኒንሻንጉልን ዝተመዛበሉ ወገናት ንጥያሽ ዝውዕል ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልላት ትግራይን ቤኒንሻንጉልን ዝተመዛበሉ ወገናት ንጥያሽ ኣብ ዝገብሮ ፃዕሪ ንምድጋፍ ዝውዕል ሒሳብ ቁፅሪ ባንኪ መተኣኻኸቢ እቶት ዕላዊ ገይሩ። ሓገዝ ንምትእኽኻብ ብተደጋጋሚ ሕቶ እናቐረበ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።…

ኣብ ፖላን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ፖላን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓት ቀኒዑዎም። ብ3000 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ቅልጡፍ ሰዓት እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ፋንቱ ወርቁ ድማ ሳልሰይቲ ብምዃን…

ኣብ መላእ ትግራይ ዳግም ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተረፍምረፍ እቲ ጁንታው ኣብ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብፈፀሙዎ መጥቃዕቲ ኣብ መላእ ትግራይ ዳግም ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ። ዓዲ ጉዱም ኣብ ዝበሃል ከባቢ ካብ ኣላማጣ- መኾኒ- መቐለ ኣብ ዝተዘርገሐ ልዑል መተሓላለፊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ…

ልኡኽ ውሽጣዊ ጉዳያት ድሕንነት ደቡብ ሱዳን ኣብ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕሕነትን ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ዳይሬክተር ውሽጣዊ ጉዳያት ድሕንነት ደቡብ ሱዳን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ኣመራርሓታት ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕሕነትን ተዛቲዩ። እቲ ዘተ ብዋንኡ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ጉዳይ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ…

ኣሜሪካ ንግብፂ ዝኸውን ናይ 197 ሚሊየን ዶላር መሳርሒታት ኲናት ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ምምሕዳር ኣሜሪካ ኣሜሪካ ንግብፂ ዝኸውን ናይ 197 ሚሊየን ዶላር መሳርሒታት ኲናት ከምዘፅደቐ ኣፍሊጡ። እቲ ምምሕዳር 168 ሓፂር ርሕቐት ተወንጫፊ ሚሳኤላት ንግብፂ ንምሻጥ ኢዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ ዘሎ፡፡ ምፅዳቕ እቲ መሸጣ ኣፅዋር፥…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሹድሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 83 ቢሊየን ተቐማጢ ገንዘብ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሹድሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 83 ቢሊየን ተቐማጢ ገንዘብ ክእክብ ምኽኣ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣብ መንፈቕ ዓመት 2013 ዓ.ም 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሓደሽቲ ሒሳብ ቁፅሪታት ዘኽፈተ እንትኸውን፥ ናይ ትልሙ 221 ሚኢታዊ…

ፓርቲ ብልፅግና ሽመት ስራሕ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ሽመት ሂቡ፡፡ ብመሰረት  እዚ ኣይተ ሃፍታይ ገብረእግዚአብሔር ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ትግራይ ኣይተ ነብዩ ስሑል ኣብ ዋና ቤት ፅሕህፈት ፓርቲ ብልፅግና ሓላፊ…

ኣብ ዞባ ሃላባ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝውዕለ ብር 27 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሃላባ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝውዕለ ብር 27 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሓገዝ ተገይሩ። ኣብ ሃላባ ቁሊቶ “ቱር ህዳሰ ጎስጓ መኪና” ተኻይዱ፡፡ ኣማኻሪ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሃላባ ኣይተ ከድር ቆርቾ፥ እቲ ዞባ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ካብ ዝጅመር…

ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ህንዲ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ህንዲ ኣብህንዲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ድማ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀ/ሚ ኔዘርላድስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኔዘርላድስ ማርክ ሩት ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ማርክ ሩትን ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት እተን ሃገራት ኢዮም ተዛቲዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ብዛዕባ…