ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፊልትማን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት፣ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ፣ ጉዳይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ መንበሪ ኮማንደራትን ክልተ ድፋዓትን ሃማስ መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈነወት ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ መንበሪ ኮማንደራትን ክልተ ድፋዓትን ሃማስ መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈነወት ተሓቢሩ። እስራኤል መጥቃዕቲ ኣየር ምፍናዋ ስዒቡ ወታደራት ሃማስን ካልኦት ዕጡቓትን ብደርዘን ዝቑፀሩ ሚሳኤላት ናብ እስራኤል ዝተኮሱ እንትኾኑ፥ እዚ ድማ ኣብ…
ቢዝነስ ኣብ ጎርጎራ ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ 300 ሄክታር ስፍሓት መሬት ተዳሊዩ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መኣዲ ንሃገር ፕሮጀከት ጎርጎራ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ 300 ሄክታር ስፍሓት መሬት ቤት መዘጋጃ ከተማ ጎርጎራ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ቤት ዕዮ ኣይተ ኣማኑኤል ሽጉጥ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ፊልክስ ሲሼክዲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ፊልክስ ሲሼክዲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢነርጂ ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ህዱእ ህዝባዊ ሰላምን ምምሕዳርን ኣብ ትግራይ ንምርግጋፅ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima May 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብረሃም በላይ፥ ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ህዱእ ህዝባዊ ሰላምን ምምሕዳርን ኣብ ትግራይ ንምርግጋፅ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብ ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ስልጣን ድሕሪ ምስኣኑ ” መምርሒ ሓይሊ ፀፅታ” ዝብል ዓውዲ ወዲቡ ንግብረ ራዕዲ እንትንቀሳቐስ ፀኒሑ እዩ- ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራት (ህወሓት) ኣብ ማዕኸላዊ መንግስቲ ዝነበሮ ስልጣን ድሕሪ ምስኣኑ ናብ ትግራይ ብምኻድ ካብ 2011 ዓ ም ጀሚሩ " መምርሒ ሓይሊ ፀፅታ" ዝብል ዓውዲ ወዲቡ ንግብረ ራዕዲ እንትንቀሳቐስ ፀኒሑ ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ኣኽሱም በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝተፈፀሙ ገበናትን ዝተሳለጡ ተግባራት ምርመራ ገበንን ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ… Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ኣኽሱም በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝተፈፀሙ ገበናትን ዝተሳለጡ ተግባራት ምርመራ ገበንን ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዒድ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ታሕተዋይ ብርኪ ናብራ ንዘለዉ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ደገፍ ገይረን Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ዒድ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ታሕተዋይ ብርኪ ናብራ ንዘለዉ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ደገፍ ገይረን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብዚ ሰሙን ንዝኽበር በዓል ዒድ ንምኽባር ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ ደገፋት ምግቢ ገይረን። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 1 ሺሕ ዜጋታት ክምግብ ዝኽእል ማእኸል መመገቢ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ዝተሃነፀ ማእኸል ምገባ ካልኣይ ተስፋ ብርሃን ብዕሊ ኣጀሚረን። እቲ ሓደ ንቲ ሓደ ተስፋ ብርሃን ብምዃን ምድግጋፍን ምትሕግጋዝን ይግባእ ዝበላ እተን ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ናፃን ፍትሓዊን ንምግባር መዳርግቲ ኣካላት ብዘሳተፈ መልክዑ እናተሰርሐ ይርከብ – ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ መረፃ ናፃን ፍትሓዊን ንምግባር መዳርግቲ ኣካላት ብዘሳተፈ መልክዑ እናተሰርሐ ምዃኑ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ፥ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጄፍሪ ፌልትማንን ሴናተራት ኣሜሪካን እቲ መረፃ…