ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብፅዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመሓላለፈ መልእኽቲ ንሲኖዶስ ከምዘይውክል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ንሲኖዶስ ከምዘይውክል ተገሊፁ። ዋና ፀሓፊ እቲ ሲኖዶስ ብጹዕ አቡነ ዮሴፍ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ሓገዝ ስምምዕነት 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ሓገዝ ስምምዕነት 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም። እቲ ሓገዝ ኣብዚ ሰሙን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ዘፅቖ እንትኸውን፥ ነዚ ስዒቡ ድማ ሎሚ መዓልቲ ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ፡፡ እቲ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፊልትማን ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ብወገን ኢትዮጵያ ተደራደርቲ ዓብዪ ህዳሰ ግድብ ተረኺቦም። ነቶም ፍሉይ ልኡኽ ሀንፀት…
ስፓርት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ርሕቐት ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ ) ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ፈላማይ 10 ሺሕ ሜትሮ ርሕቐት ተሳትፎኣ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ኣብ ፖርቱጋል ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ፌርናንዳ ሪቤይሮ ጎልድ፥ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ፈላማይ ተሳትፎኣ 29…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ፓርላማኦም በቲኖም Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ፓርላማኦም ካብ ቀዳም ምሸት ጀሚሮም በቲኖምዎ። ስጉምቲ እቶም ፕሬዚዳንት ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ኣብታ ሃገር ብዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ዝተኣተዉ ቃላት ተፈፀምቲ ንምግባር በሪ ዝኸፍት ኢዩ ተባሂሉሉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ንዝተፈጠረ ምትእጉጓ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣደባባይ ይቕሬታ ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ንዝተፈጠረ ምትእጉጓ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣደባባይ ይቕሬታ ሓቲቱ። ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “ትማሊ ንዝተፈጠረ ነገር ብሽመይን ብሽም ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ተኣማኒ፣ ሰላማዊን ፍትሓዊን ንኽኸውን ግደ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ክኸውን ይግባእ – ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሃገራዊ መረፃ ተአማኒ፣ ሰላማዊን ፍትሓዊን ንኽኸውን ግደ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ክኸውን ከምዝግባእ ኣገንዚበን። ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኩለመዳይ ምንቅስቓስ ደቂ ኣንስትዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሽፋን ደኒ ናብ 17 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ክብ ከምዝበለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 02 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሽፋን ደኒ ናብ 17 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ክብ ከምዝበለ ኮሚሽን ደንን ለውጢ ከባቢ ኣየርን ገሊፁ። ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕቲን ቀፀልቲ ትልሚታትን ደንን ለውጢ ከባቢ ኣየርን ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ንለውጢ ከባቢ ኣየርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ናይ ክብሪ ቆንስላ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima May 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ናይ ክብሪ ቆንስላ ኢትዮጵያ መሪቐን ከፊተን። ኢንጂነር ፍራንኮ ሩቢኒ ሓዱሽ ናይ ክብሪ ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቱሪን እንትኾኑ፥ ኣብ ፖሊቴክኒክ ኢንጂነሪንግ ዩኒቨርሲቲ ቱሪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ፍሉይ ሓይሊ ፖላዊስ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ቡልቡላ ዘሰልጠኖም ፍሉይ ሓይሊ ፖላዊስ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ካብቶም ፍሉይ ሓይሊ ፖላዊስ ብተወሳኺ ኣሽከርከርቲ መኻይን ከምዝተመረቑ እውን ተሓቢሩ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር…