Fana: At a Speed of Life!

እዋን ቆፀሮ ምርመራ ኣርባዕተ ላዕለዎት መኮንናት ጦር ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ሕገ-መንግስ ብምፍራስ፣ ሚኒሻ ብምስልጠንን ሚኒሻታት ብምውዳብን ኣብ ናይ ቅድሚ ሕዚ እዋን ቆፀሮ ብህወሓት ተገዲድና ኣቲና ኢሎም ንመጋባእያ ዝገለፁ ኣርባዕተ መኮንናት ጦር እዋን ምርመራ ቆፀሮኦም ተቛሪፁ።…

20 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዝኾን ስርናይ ናብ ክልል ትግራይ ተጓዒዙ – ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ምስ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ብምውዳድ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስተንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ 20 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዝኾን ስርናይ ናብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ነዳዲ ዝተርኣየ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ግምት ብምእታው ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ከምዝተገበረ በዓል መዚ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ዘሃቦ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ፥ ኣብ ዘሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ዋጋ…

ኣብ ፅባሕ ለውጢ ንኸተማታት ፍሉይ ተዋሂቡ ኢዩ – ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴክተር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት መንፈቕ ዓመት ኣብ ከተማ ሃረር ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢንጂነር ኣይሻ ኣሕመድ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበለኦ፥ ካብ ፅባሕ ለውጢ ንኸተማታት ፍሉይ ተዋሂቡ…

ውድብ ጥዕና ዓለምን ካናዳን ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ግልጋሎት ጥዕና ንምምላእ ዘኽእል ሓገዝ ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለምን ካናዳን ምስ ለበዳ ቫይረስኮሮና ተተሓሒዙ ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ግልጋሎት ጥዕና ንምምላእ ዘኽእል ሓገዝ ዕላዊ ገይሮም። ቀዳማይ ብርኪ ዓቕሚ ሓለዋ ጥዕና ንምጥንኻር ዝዓለመ እቲ ሓገዝ፥ 9 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዶላር ካናዳ ኢዩ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ 10 ሺሕን 500 ላዳ ታክሲታት ብሓደሽቲ ታክሲታት ክትከኣ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ 10 ሺሕን 500 ፃዕዳን ሰማያዊን ላዳ ታክሲታት ብሓደሽቲ ታክሲታት ንምትካእ ምድላው ምዝዛሙ በዓል መዚ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ልዕሊ 50 ዓመት ግልጋሎት ዝሃባ እተን ተሸከርከርቲ፥ ብዘበናዊ ታክሲታት ንምትካእ…

ኣብ ከተማ ጋምቤላ ፓርክ ዓድዋ ተሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶክትር ሂሩት ካሳውን ፕሬዚዳንት ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉን ኣብ ዝተረኸቡሉ ፓርክ ዓድዋ ተሰይሙ፡፡ እቲ ፓርክ ዝተሰየመ፥ ኣብቲ ክልል መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተረኸበሉ እዋን…

ጃፓን ኣብ ክልል ትግራይ ጉድኣት ንዝበፅሖምን ዝተመዛበሉ ወገናትን ዝውዕልን 265 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ክልል ትግራይ ጉድኣት ንዝበፅሖምን ዝተመዛበሉ ወገናትን ዝውዕልን 265 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዕላዊ ገይራ። እቲ ሓገዝ ብዋንኡ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ተጠቀምቲ ዝገብር ከምዝኾነ እውን ኤምባሲ ጃፓን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሓገዝ ብሓፈሻ ብር…

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብልምዲ ቤተሰብ መምሪያ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሃዋሳ ክፍለ ከተማ ማእኸል ከተማ ቀበሌ ኣዲስ ኣበባ ብልምዲ ቤተሰብ መምሪያ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ምብፅሑ ተገሊፁ። ኣዛዚ ፖሊስ ከተማ ሃዋሳ ኮማንደር ደረሰ ቡሳሮ፥…

ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ተወካሊ ኤጀንሲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ፈላንደር ኣብ ቤልጂም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ተወካሊ ኤጀንሲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ፈላንደር ኣብ ቤልጂም ብመርበብ ሓበሬታ ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ንተወካሊ ኣፍሪካ እቲ ኤጀንሲ ለሊሴ ቤትጀስ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹው ኩነታት ኢንቨስትመንት ገለፃ…