Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር መለስ ኣለም ምስ ደቡብ ሱዳንን ጅቡቲን መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለም ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳንን ቾል ማውትን ኣምባሳደር ጅቡቲ ያሲን ኤልሚን ተዛቲዮም። ኣምባሳደር መለስ ኣብ ሰክልል ትግራይ እናተኻየደ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝን መሊስካ ህንፀትን፣…

ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት ትካላት ልምዓት መንግስቲ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣካል መርሃ ግብሪ ሃገር በቆል መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ዝኾነ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ምምሕያሽ ውፅታዊነት፣ ተወዳዳራይነቶም ንምድንፋዕን ኣወሃህባ ግልጋሎቶም ቅለርጡፍ ንኽኾኑ ንምድጋፍ ዘተኮረ ንሓሙሽተ መዓልቲታት ዝፀንሕ ዘተ ተጀሚሩ።…

መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኢትዮ-እስራኤል ተኻይዱ

አዲስ አበባ ፣ የካቲት 8 ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ንሰልሳይ ግዘ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኢትዮ-እስራኤል ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብመርበብ ሓበሬታ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተዃ ኣብ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቶካዊን ርክባት ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተመልኪቱ። ኣብቲ…

ኣምባሳደር ኣዲስኣለም ሁውከትን ጎንፂን ንምልዕዓልን ዕጡቓት ኣብ ምድጋፍን ይሰርሑ ነይሮም-መርማሪ ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ዶክተር ኣዲስዓለም ባሌማ ሁውከትን ጎንፂን ንምልዕዓልን ዕጡቓት ኣብ ምድጋፍን ይሰርሑ ነይሮም ክብል መርማሪ ፖሊስ ገሊፁ። እቶም ኣምባሳደር ንመበል ሓምሻይ እዋን ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ጎጅለ ምርመራ ፖሊስ ፌዴራል ኣብ…

ሕብረት ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ አብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ አብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ ሃገር እናተፈጠሩ ዝርከቡ ፀገማት ንምፍታሕ ግደ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣመልኪቱ ከምዝዝቲ ተገሊፁ።…

ኣብ መተከል ሰላም ንምንጋስ ዝሰርሕ ዘሎ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ኣብ መንጎ ህዝብታት ስነ ስርዓት ዕርቀ ሰላም የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መተከል ሰላም ንምንጋስ ዝሰርሕ ዘሎ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ኣብ መንጎ ህዝብታት ስነ ስርዓት ዕርቀ ሰላም የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ዞባ ክሳብ ሐዚ ኣብ ወረዳታት ቡለን፣ ጉባ፣ ግልገለ በለስ፣ ዳንጉር፣ ድባጤ፣ ወንበራ፣ ፓዌን ማንዱራን ህዝብታት…

ኣብ ዞባ ዋግኽምራ ብ150 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ዋግኽምራ ብ150 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነስርዓት ኣፈጉባኤ ባይቶ ክልል ኣምሓራ ወይዘሮ ወርቅሰሞ ማሞናን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ተረኺቦም። እቲ ፕሮጀክት ልዕሊ 34 ሺሕ ክፋላት…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮነን ኣብ ኣንካራ ዝተሃንፀ ኤምባሲ ኢትዮጵያ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኣንካራ ዝተሃንፀ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምርቓት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቩሉት ካቩሶግሉ እውን ተረኺቦም ኢዮም። እቲ ኤምባሲ…

25 ናይ ገጠር ከተማታት ካብ ሓይሊ ፀሓይ ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ዝገብር ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)25 ናይ ገጠር ከተማታት ካብ ሓይሊ ፀሓይ ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። ኣብቲ መድረኽ ስምምዕነት ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን፣ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ከምኡ እው ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ተረኺቦም፡፡…

ሰማሪታንስ ፐርስ ኣብ ትግራይ ደገፍ ዜጋታት ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ገምት ዋጋ ዘለዎ ሃናፂ ምግቢ ኣወፊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰማሪታንስ ፐርስ ኣብ ትግራይ ደገፍ ዜጋታት ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ገምት ዋጋ ዘለዎ ሃናፂ ምግቢ ኣወፊዩ። እቲ ትካል ገባሪ ሰናይ ብናይ ባዕሉ ኣውሮፕላን ዝለኣኾ 310 ኩንታል ናውቲ ሃናፂ ምግቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ…