ስፓርት ማሕበር ስፖርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ልዕሊ 50 ሺሕ ናውቲታት ትምህርቲ ንመቐለ ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበር ስፖርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ልዕሊ 50 ሺሕ ናውቲታት ትምህርቲ ንመቐለ ደገፍ ከምዝገበረ ጊዚያዊ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ገሊፆም። እቲ ደገፍ ጥራዛትን ካልኦት ናውቲታትን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ። ኣይተ ኣታኽልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ መቐመጢኦም ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝኾኑ ዓለም ለኸ ሚዲያታት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ መብርሂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ መቐመጢኦም ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝኾኑ 16 ዓለም ለኸን ናይ ውሽጢ ዓዲን ሚዲያታት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ መብርሂ ሂቦም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ሱዳን ብዛዕባ ዘሎ ውጥጥ ዶብ…
ስፓርት ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ንክባፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ንክባፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ኤልያስ ሽኩር፥ ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ንምዕባለ ኣእምሮ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም። ስለዝኾነ ሚዛናዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩስያ ምስ ኣውሮፓ ሕብረት ዘለዋ ዝምድና ክትበትኽ ከም እትኽእል ኣጠንቂቓ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩስያ ምስ ኣውሮፓ ሕብረት ዘለዋ ዝምድና ክትበትኽ ከም እትኽእል ኣጠንቂቓ። ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭ፥ ኣውሮፓ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያ እገዳ እንተኣንቢሩ ሃገሮም ምስቲ ሕብረት ዘለዋ ዝምድና ክትበትኮ ከም እትኽእል ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዋን ምዝገባ ሕፁያት ዝተናወሐለን ክልላት ብዝምልከት ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መግለፂ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) እዋን ምዝገባ ሕፁያት ዝተናወሐለን ክልላት ብዝምልከት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መግለፂ ሂቡ ብመሰረት እዚ፥ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር፣ ኣማራ፣ ሲዳማ፣ ደቡብ ብ/ብ/ሕዝብታትን፣ ሶማሌ ካብ 05 ክሳብ 14 ለካቲት 2013 ዓ.ም ንምዝገባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ልዕሊ 2 ሺሕን 500 ተምሃርኡ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ዓዲግራት፣ ጅማ፣ ቀብሪ ደሀር ፣ ወለጋ ፣ ኣርሲን ኮተቤ ሜትሮፖሊታን ዩኒቨርሲቲን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ከሰልጥነኦም ዝፀንሓ ተምሃሮአን ኣመሪቐን። ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ከሰልጥነኦም ዝፀንሐ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ መበል 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ሰራዊታ ንተልእኾ ዓለም ለኸ ምዕቃብ ሰላም ምውፋራ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስቴር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ መበል 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኣመሪቑ። ኣብ ወፍሪ ምኽባርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ዘይኮኑ ናውቲታት ምክፍፋይ ይቕፅል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት 6 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ዘይኮኑ ናውቲታት ምክፍፋይ ይቕፅል ኣሎ። ክሳብ ሐዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ኣብ ዝርከቡ 92 ጣቢያታት መከፋፈሊ ይከፋፈል ከምዘሎ ድማ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ብተመሳሳሊ እቲ ደገፍ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመን ኣሜሪካን ኣብ ትግራይ ንዝግበር ምትካል እግሪን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍን ምስ መንግስቲ ሓቢርካ ንምስራሕ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት 5፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታትን(ውሕመ)ን ኣሜሪካን ኣብ ትግራይ ንዝግበር ምትካል እግሪን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍን ምስ መንግስቲ ሓቢርካ ንምስራሕ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ዋና ፀሓፊ ውሕመ አንቶኒዮ ጉተሬዝን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ…
ኮሮናቫይረስ እዋናዊ ኩነታት መግለፂ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 እዋናዊ ኩነታት መግለፂ ኮቪድ 19 ኣብ ኢትዮጵያ