Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ትግራይ ዘለዉ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ንሰለስተ ሶሙን ኣብቲ ክልል ዝርከባ ዩንቨርሲቲታት ክፀንሑ እዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ንሰለስተ ሶሙን ኣብቲ ክልል ዝርከባ ዩንቨርሲቲታት ከምዝፀንሑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ትግራይ ተምሃሮ 12 ክፍሊ፥ መእተዊ ፈተና 2012 ዓ.ም ዩንቨርሲቲ ንምውሳድ ካብ ዝመፅእ ሰኑይ…

ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ መረተ ሉንደሞ ተዛቲዮም። ክልቲኦም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣድሂቦም ኢጦም ተላዚቦም ዘለዉ። ኣብ ዘተኦም ድማ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝተኻየደ  ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንማሕበረ ሰብ ዓለም ትኽክለኛ ሓበሬታ ንምህብ ዕላማ ዝገበረ ወፍሪ ትዊተር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝተኻየደ  ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንማሕበረ ሰብ ዓለም ትኽክለኛ ሓበሬታ ንምህብ ዕላማ ዝገበረ ወፍሪ ትዊተር ተኻይዱ። እቲ ወፍሪ ''ህወሓት መበገሲ ኢዩ''(#TPLFisTheCause) ን  “ዶክተር ኣቢይ ህወሓት ዝፈጠሮም ፀገማት…

ኣብ ኣንኮበር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣንኮበር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ለይቲ ካብ ሃርኣምባ ናብ ኣንኮበር ሰባት ኣሳፊሩ እናተጓዓዘ ዝነበረ ተሸከርካሪ ፅዕነት ኣብ ጣቢያ ሃርኣርባ ፍሉይ ሽሙ ልጄን ኣደራ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ…

ፎረም ቱሪዝም ኢትዮ ጂቡቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቱሪዝም ኢትዮ ጂቡቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ጥቡቕ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ምትእስሳር ዘለወን ሃገራት ምዃነን ተዛሪበን፡፡ እቲ ዘፈር ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ…

ኣምባሳደር ሓሰን ታጁ ምስ ፕሬዚዳንት ሴንጋል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሓሰን ታጁ ምስ ፕሬዚዳንት ሴንጋል ማኪይ ሳል ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዓባታት ብምድሃብ ኢዮም ተላዚቦም። ኣምባሳደር ሓሰን ታጁ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ኩለ መዳይ ሪፎርም…

ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኣውር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ እዋናዊን ሓፈሻዊ ኩነታትን ግድብ ኣድሂቦም መኺሮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ዘተ ነቶም…

ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓገዝ ተሽከርካሪት፣ መሳርሒታት ቢሮን ቤት ፅሕፈትን ከምኡ እውን ዝተፈላዩ መሳርሒታት ገይሩ። ሚኒስቴር ገንዘብን ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ምስ ግዚያዊ…

ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ 29 ለካቲት 2013 ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ 29 ለካቲት 2013 ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ካብ 22 ክሳብ 24 ለካቲት 2013 ዓ.ም ዲጂታል መስታወቂያ ከምዝከፋፈል እውን ገሊፁ። ገለፃ እቲ ፈተና 26 ለካቲት ተኻይዱ እቲ ፈተና ካብ 29 ለካቲት…

ሆስፒታል ኣዶታትን ህፃናትን ኣበበች ጎበና ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝዓበየን ዘበናዊን ዝተብሃ ሆስፒታል ኣዶታትን ህፃናትን ኣበበች ጎበና ተመሪቑ። እቲ ሆስፒታል፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ መሪቐንኦ፡፡ ብብር 700 ሚሊየን ወጻኢ ዝተሃነፀ ሆስፒታል…