ነበርቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ልዕሊ ብር 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ልዕሊ ብር 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሮም።
ተወከልቲ እቲ ክልል ካብ ነበርቲ ዝተኣከበ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መቐለ ተረኺቦም ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣረኪቦም።…