Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ለኸ ገምጋም ኣፈፃፅማ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ሽዱሽተ ወርሒ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ፌዴራል፣ ዓሰርቲአን ክልላትን ክልተ ምምሕዳር ከተማታትን ቀሪቡ ልዝብ ክግበረሎም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…

ሜ/ጀ መሰለ መሰረትን ሜ/ጀ ዘውዱ በላይን ምስ ነበርቲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ሜጀር ጀነራል መሰለ መሰረትን ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሜጀር ጀነራል ዘውዱ በላይን ምስ ነበርቲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ፅምብላ ከተማ እንዳባ ጉናንን ከባቢኣን ተዛቲዮም። ኣብቲ ክልቲኦም ኣዘዝቲ ብሓባር ዝመርሑዎ ኣኼባ፥…

ኣብ ሃገረ ማይናማር ዕልዋ መንግስቲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ማይናማር ዕልዋ መንግስቲ ብምክያድ ንመራሒት እታ ሃገር ኡንግ ሱ ኪን ኣብ ቀይዲ ኣውዒሉ፡፡ ካብ ኡንግ ሱ ኪን ብተወሳኺ ላዕለዎት ስብ መዚ መንግስቲ ከምዝተትሓዙ እውን ተሓቢሩ፡፡ ነቲ ስልጣን ዝተቖፃፀረ ጦር ሰራዊት፥ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 10 ማእኸል ዕዳጋ እፎይታ ኣጋጢሙ ዝነበረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 10 ማእኸል ዕዳጋ እፎይታ ኣጋጢሙ ዝነበረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 2፡20 ኣብቲ ማእኸል ዕዳጋ ኣብ ልዕሊ…

ተወሰኽቲ 629 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 274 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 109 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 629 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 137 ሺሕን 650 ከምዝበፅሐ…

መንግስቲ ዝኾነ ይኹን ፆታዊ መጥቃዕቲ ኣይፃወርን-ወይዘሮ ፊልሰን አብዱላሂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ዝኾነ ይኹን ፆታዊ መጥቃዕቲ ኣይፃወርን ክብላ ሚነስትር ደቂ ኣኒስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ወይዘሮ ፊልሰን አብዱላሂ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ምስ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ሚኒስትግ ጉዳያት ደቂ ኣኒስትዮ ሜጀር ጀነራል ጥሩዬ አሰፌ ተዘቲየን።…

ዩንቨርሲቲ መቐለ ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል  ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርሲቲ መቐለ  ተምሃርኡ ተቐቢሉ ስሩዕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምጅማር ዘኽእል ምድላው  ከምዝወገነ ኣፍሊጡ። እቲ ዩንቨርሲቲ 13 ሽሕ ተምሃሮ ዝቕበል እንትኸውን፥ ካብ ቀዳማይ ዓመት ክሳዕ ሻድሻይ ዓመት ዘለው ተምሃሩኡ ምዃኖም ዳይሬክተር ኣገልግሎት…

ኣቮካዶን ፓፓያን ብምድቓል ኣብ ቀፃሊ ዓመት ንሰደድ ወፃኢ ንምቕራብ ዘኽእል ዓቕሚ ይፍጠር ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣቮካዶን ፓፓያን ብምድቓል ኣብ ቀፃሊ ዓመት ንሰደድ ወፃኢ ንምቕራብ ዘኽእል ዓቕሚ ይፍጠር ኣሎ ክብሉ ቀዳማያይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳምይ ሚኒስትር እብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ፥ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ንሰደድ…

ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መዕቖሪ ነዳዲ፣ መአዘዚ ሃዲድ ባቡርን መራገፊ ነዳዲን ኣዋሽ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መዕቖሪ ነዳዲ፣ መአዘዚ ሃዲድ ባቡርን መራገፊ ነዳዲን ኣዋሽ ተጀሚሩ። እቲ ፕሮጀክት ዝህነፅ ኣብ ክልል ዓፋር እንትኸውን፥ ብ2 ነጥቢ 8 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ። ምኡእ ወፃኢ እቲ…

341 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)341 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብቶም ናብሃገሮምዝተመለሱ እቶም 76 ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ተወካሊ ዳይረክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ነቶም ተመለስቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ…