Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ጉዳይ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ዘተኮረ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013(ኤፍቢሲ)ኣብ ጉዳይ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ዘተኮረ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። የኢትዮጵያ እና የሱዳን ድንበር ጉዳይን በሚመለከት ከጥር 19 እስከ 21 ቀን 2013 በአዲስ አበባ ዓውደ-ጥናት ተካሂዷል። እቲ ካብ 19 ክሳብ 21 ሕዳር 2013 ዓ.ም…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ምስ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ተተሓሒዙ 349 ሰባት ትእዛዝ ማእሰርቲ ወፂኡሎም እቶም 124 ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ትቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ምስ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ተተሓሒዙ ፖሊስ ፌዴራልን ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊን ውፅኢት ምርመራ ብመግለፂ ዕላዊ ገይሮም። 349 ሰባት ትእዛዝ ማእሰርቲ ወፂኡሎም እቶም 124 ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…

ኣብ ዓለባን ውፅት ዓለባን ዝተዋፈሩ ኩባኑ,ኒያታት ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዝርከብ ገዚፍ ፋብሪካ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ዓለባን ውፅት ዓለባን ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝርከብ ገዚፍ ፋብሪካ ዓለባ ተረኺቦም ተዓዚቦም። ኣብ መበል 38 ዓለም ለኸ ኤግዚቪሽን ንግዲ ካርቱም ኣብ ዓውዲ ውፅት ቆርበትን ዓለባን ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት ኢትዮጵያ፥ ኣሎማር ግሩፕ…

ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ኣብ ሓፈሻዊን ዕለዎትን ኣቢያተ ፍርዲ ክልል ኣምሓራ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ኣብ ሓፈሻዊን ዕለዎትን ኣቢያተ ፍርዲ ክልል ኣምሓራ ዑደት ገይረን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዑደተን፥ መዝገባት ክሲን ኣወሃህባ ውሳነን ሓፈሻዊን ዕለዎትን ኣቢያተ ፍርዲ ከምኡ እውን ካልኦት…

አትዮ ቴሌኮም ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ብር 500 ሚሊየን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)አትዮ ቴሌኮም ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ብር 500 ሚሊየን ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…

ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንኽይምለስ ተደምሲሱ ኢዩ – ሚኒስትር ምክልኻል ዶ/ር ቀነኣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንኽይምለስ ተደምሲሱ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ብጉጅለ ህወሓት ልኡኽቶ ተዋሂቡዎም ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኢዶም ሂቦም ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ደቡብ ስልጠና ተሃድሶ…

ኣብ ከተማ ድባጤ ንጥፍኣት ዝውዕሉ ልዕሊ ብር 470 ሺሕን ሞባይል ካርድብ ብመሓዝ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ድባጤ ሰለስተ ውልቀ ሰባት ንጉጅለ ጥፍኣት ዝውዕሉ ልዕሊ ብር 470 ሺሕ ከምኡ እውን ብር 26 ሺሕን 680 ሞባይል ካርድ ሒዞም ናብ ጋሊሳ ክኸዱ እንትብሉ ብሓበሬታ ሕብረተሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ መተከል…

ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ካብ ሓደ ውልቀ ሰብ 21 ነጥቢ 7 ኪሎ ግራም ሕብጠት ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ካብ ሓደ ውልቀ ሰብ 21 ነጥቢ 7 ኪሎ ግራም ካብ ስብሒ ዝተለዓለ ሕብጠት ካንሰር ምውፃእ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። እቲ ተግባር መጥባሕቲ ብተሓጋጋዚ ፕሮፌሰር ዶተር ማተመ በቀለ ብዝተመርሐ ጉጅለ ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡…

እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ጉዳዮም ይረአ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ጉዳዮም ይረአ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ዕግርግር ብምቕስቃስ ሰባት ክቕተሉን ክመዛበሉን ካብ ምግባር ጀሚሩ ዘረፋ ዲፖታት ነዳዲ ምፍፃሞም ዘመላኽቱ መረዳእታታት ምእካቡ መርማሪ ፖሊስ ንመጋባእያ ገሊፁ፡፡…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት መበል 26 ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት መበል 26 ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣሎክ ሻርማ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት ዝነኣዱ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን እውን ኣብ ጉዳይ ለውጢ ከባቢ…