ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ውሳነ ተኹሲ ደው ምባል ብምንፃግ ስደተኛታት ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ እንተይተረፈ ሓደሽቲ መጥቃዕቲታት ምኽፋቱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ብመንግስቲ ዝተመሓላለፈ ውሳነ ተኹሲ ደው ምባል ብምንፃግ ስደተኛታት ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ እንተይተረፈ ሓደሽቲ መጥቃዕቲታት ምኽፋቱ ኤጀንሲ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ገሊፁ።
እቲ ኤጀንሲ ንኢፕድ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥…