Fana: At a Speed of Life!

ፍራንክ ላምፓርድ ካብ ቼልሲ ኣሰልጣንነቱ ተሰናቢቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ  ፍራንክ ላምፓርድ ካብ ቼልሲ ኣሰልጣንነቱ ከምዝተሰናበተ እታ ጋንታ ኣፍሊጣ። ኮኾብ ተፃዋቲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቼልሲ ዝነበረን ነታ ጋንታ ካብ ማውሪዝዮ ሳሪ ሓላፍነት ዝተረከበን ፍራንክ ላምፓርድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ወርሒ ሓምለ…

ፕሬዚዳንት ጆሴፍ ማጉፉሊ ኣብ ታንዛኒያ ዝተኣሰሩ ኢትዮጵያውያን ካብ ማእሰርቲ ንምፍታሕ ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆሴፍ ማጉፉሊ ኣብ ታንዛኒያ ዝተኣሰሩ ኢትዮጵያውያን ካብ ማእሰርቲ ንምልቃቕ ምስ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስምዕመዓም ገሊፆም። ክልቲኦም ፕሬዚዳንታት ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ምስተዛተዩ ሓበራዊ መግለፂ ሂቦም።…

ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኣልጄሪያ ሊ ሊያንሄ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን ፌዴሪኢ ኣብ ኣልጄሪያ ነብያት ጌታቸው ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኣልጄሪያ ሊ ሊያንሄ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ምትሕብባር ቻይና ኣፍሪካን ካልኦት ክልተኣዊ ጉዳያትን ዘደሃበ ከምዝነበረ ተገሊፁ።…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆሴፍ ማጉፉሉ ኣቀባብላ ተገይሩለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆሴፍ ማጉፉሉ ኣቀባብላ ተገይሩለን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ታንዛኒያ ምቕነዐን ይፍለጥ። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ታንዛኒያ ምስ በፅሓ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ባህላዊ ክዳን…

ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ልዕሊ 18 ሚሊየን 100 ሺሕን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2013/2014 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 18 ሚሊየን 100 ሺሕን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ንምቕራብ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀረብ እታወት ሕርሻ ዝምልከት መዳርግቲ ኣካላት ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ…

ሕውነት ህዘውቢታት ኦሮሞን ሱማሌን ዘጎልብት መድረኽ ዘተ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ሰላምን ልምዓትን ክልላት ኦሮሚያን ሱማሌን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሕውነትን ርክብን ህዝቢታት ክልቲኦም ክልላት ኣብ ምጥንካር ዘተኮረ ከምዝኸውን ተሓቢሩ። ርክብ ክልቲኦም ክልላት ዘጎልብት…

ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴራል፣ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ኣብ ከተማ ላሊበላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴራል፣ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ኣብ ከተማ ላሊበላ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ከተማ ላሊበላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ፥ ሓዱሽ ኣዋጅ ርክብ መንግስታትን ብቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝተጀመረ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንፕሮጀክት ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ቦማ-ጋምቤላ ዝኸውን 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንፕሮጀክት ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ቦማ-ጋምቤላ ዝኸውን 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ፥ ኢጋድ ኣብ ደቡብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝሰርሖ ዶብ ተሳጋሪ ሓለዋ ከባቢ ንምሕጋዝ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ…

መድረኽ ዘተ ፎረም ምጥያሽ ምትሕብባር መንግስቲ ክልል ደቡብን ዩኒቨርሲቲታትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ፎረም ምጥያሽ ምትሕብባር መንግስቲ ክልል ደቡብን ዩኒቨርሲቲታትን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ብኣሰናዳእነት ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ዝሳለጥ ዘሎ ፎሮም፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ስደተኛታት ኤርትራ ኣብ ዝርከቡሎም መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ዑደት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስደተኛታት ኤርትራ ኣብ ዝርከቡሎም መዓስከራት ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ዑደት ተኻይዱ። ኣብቲ ዑደት ድማ ብዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ጉዳያት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ኣይተ ተስፋሁን ጎበዛይን ተወካሊ ላዕለዋይ ኮሚሽን ጉዳያተ ስደተኛታት ውድብ…