Fana: At a Speed of Life!

ተወሰኽቲ 469 ሰባት ቫይረስኮሮና እንትርከቦም 686 ሰባት ድማ ሒሹዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 45 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 469 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 133 ሺሕን 767 ከምዝበፅሐ…

መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ላሊበላ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ፌዴራልን ክልላትን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ከተማ ላሊበላ ክካየድ ኢዩ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ምክትሎም ወይዘሮ ሽታየ ምናለን ትማሊ ላሊበላ ኣቲዮም። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…

ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ታኒዛኒያ ኣቕኒዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ታኒዛኒያ ኣቕኒዐን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ፃንሒተን፥ ኮሚሽን ናይል ቤዚን ንምጥያሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣመልኪተን ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆሴፍ ማጉፉሊ ክዝትያ ኢየን ዝብል ትፅቢት…

ኣብ ቀረባ እዋን ኢዶም ዝሃቡ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሄን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኢዶም ዝሃቡ ሜጀር ጄኔራል መሓመድ እሻን ብርጋዴር ጄኔራል ሙሉጌታ በርሄን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝነበሩን ብጡረታ ብኽብሪ ዝተሰናበቱን ዕጡቕ ሓይሊ ጁንታ ህወሓት ዝመርሑን እናዋግኡ ፀኒሖም ኣብ ቀረባ…

ልዕሊ 750  ነበር ኣባላት ዕጡቓት ህወሓት ፍሉይ ሓይሊ፣ ፖሊስን ሚኒሻን ናይ ተሃድሶ ስልጠና ይወስዱ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2013 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 750  ነበር ኣባላት ዕጡቓት ፍሉይ ሓይሊ፣ ፖሊስን ሚኒሻን ህወሓት ኣባላት ኣብ  ዓፋር ኣዋሽ ኣርባ ናይ ተሃድሶ ስልጠና ይወስዱ ኣለው። ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ምፍፃሙ ስዒቡ ብዝተገበረ ወፍሪ ሕጊ ብዙሓት ዕጡቓት ነበር ህወሓት…

ኣብ ከተማ መቐለ ደገፍ ንዝግበኦም ወገናት  ደገፍ ይግበር ኣሎ- ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብ ከተማ መቐለ ደገፍ ንዝግበኦም ወገናት  ደገፍ ምግቢ ህፁፅ ጊዘ ይግበር ኣሎ ኢሎም ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ። ኣብ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣይተ…

መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ንልምዓት ትምህርቲ ደገፍ ንዝገብሩ ዝነበሩ ኣካላት ኣፍልጦ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ ንልምዓት ትምህርቲ ደገፍ ንዝገብሩ ዝነበሩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ኣፍልጦ ሂቡ። ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን…

መዓልቲ ሓድነት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 25 ጊዘ ኣብ ሃገርና ንመበል 11 ግዘ ዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ''ባህሊ ሓድነትና ንሰላምና'' ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ በዓል ሚኒስትር ዴኤታ ሚኑስቴር…

ዘለና ዓምዩቕ ሃፍቲ ናብ ዝጭበጥ ተስፋ ምቕያር ናይ ቁርፀኛታት ተግባር ኢዩ-ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘለና ዓምዩቕ ሃፍቲ ናብ ዝጭበጥ ተስፋ ምቕያር ናይ ቁርፀኛታት ተግባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ እልፍ ኣእላፍ ዕድላት ኣሎ።…

ጉዳያት መረፃ ብቤት ፍርዲ ዝተኣናገደሉ ረቂቕ ደንቢ ስነ ስርዓትን መረዳእታን ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳያት መረፃ ብቤት ፍርዲ ዝተኣናገደሉ ረቂቕ ደንቢ ስነ ስርዓትን መረዳእታን ተሰናዲኡ። ኣብቲ ረቂቕ ደንቢ ፕሬዚዳንታት ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል፣ ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ብት ፍርዲ ክልላትን ዳያኑን ኣብ ዝተረኸብሉ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ቀፃሊ ሃገራዊ…