ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለመዳይ ብቕዓት ፖሊስ ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ – ኮሚሽነር ጀኔራል ደመላሽ ገብረሚካኤል Gebremariam Weldegerima May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ብቕዓቱ ብምዕባይ ሕገ መንግስታዊ ልኡኽቱኡ ንምዕዋት እናሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽነር ጀኔራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም፡፡ ስነ ስርዓት ምረቓ መበል 25 ዙር መሰረታዊ ሰልጠንቲ ኣባላት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፖሊስ ብቴክኖሎጂ ንምዝማን ቆላሕታ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ሰላምን ሓይሊን ዝኾነ ፖሊስ ብቴክኖሊጂ ዓቕሙ ንምዕባይ፣ ብስልጠና ንምዝማን፣ ናይ ስራሕ ቦትኡ ምቹእ ናይ ምግባርን ብሓይሊ ሰብ ንምጥንኻርን ቆላሕታ ሂብካ ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገዛኢ ያታ ኣብ ምስራፅን ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ምህናፅን ኣብ ልምዓት ቋንቋ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ያታ ኣብ ምስራፅን ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ምህናፅን ኣብ ልምዓት ቋንቋ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ። “ልምዓት ብዝሃ ቋንቋ ንህብረ ብሄራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ኢንዱስትሪ ብምዕባይ ንፅባሕ መሰረት ዘንብር ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ Gebremariam Weldegerima May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ኢንዱስትሪ ብምዕባይ ንፅባሕ መሰረት ዘንብር ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ እናተኻየደ ዝርከብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2017 ምስ ጎብነዩ…
ስፓርት ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር ሰንበት ክካየድ ኢዩ Desta May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር 3 ግኔቦት 2017 ዓ.ም ኣብ መስቀል ኣደባባይ ከምዝካየድ ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም ብሄራዊ መታወቂያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ፕሮግራም ዩዳሔ ኣርአያስላሴ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ፋይዳ መለለዪ መንነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ወርክሾፕ ጂኦፖርክታትን ጂኦቱሪዝምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ Desta May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ዩኔስኮ "ጂኦፓርክታትን ጂኦቱሪዝምን ንዘላቒ ለምዓት ዘለዎም ግደ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝሰናዳእ ወርክ ሾፕ ካብ 4 ክሳብ 5 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥…
ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊ ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣማኑኤል ኤርቦ ኣመዝጊቡዋ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልምዓት ኮሪደር ሓድጊታት እታ ከተማ ብምሕዳስ ከም ብሓዱሽ ክፋለጡ ምግባር ተኻኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ሓድጊታት ብምሕዳስ ከም ብሓዱሽ ክፋለጡ ምግባር ከምዘኽኣሉ ከንቲባ ምምሐዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ኣብታ ከተማ በዙሓት ዝርከቡ ቅድም ክብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ – እስራኤል ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን እስራኤልን ምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ልዝብ እናተገበረ ይርከብ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ…
ስፓርት ኢንተር ሚላን ዶ ባርሴሎና… Gebremariam Weldegerima May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኢንተር ሚላን ምስ ባርሴሎና ሎሚ ምሸት ኣብ ሳንሴሮ ክራኸባ ኢየን። ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ 3 ን 3 ማዕረ ዝተፈላለያ ክልቲአን ጋንታታት ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ሎሚ መዓክቲ ብርቱዕ ንሕንኽ ክገብራ…