ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ንኩባ መሊሳ ኣብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ኣስፊራታ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኩባ ንኮሚኒስት ሃገረ ቬነዝወላ ከም እትድግፍ ብምግላፅ ኣብ መዝገብ ዝርዝር ግብረ ራዕዲ ዝምውላ ሃገራት ዳግም ከም ዝሰፈረት ኣፍሊጣ። ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ቤተ መንግስቲ ኣሜሪካ ንክወፅእ ውሑዳት መዓልታት ኣብ ዝተረፍኦ'ዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስዊድን ስራሕቲ ሪፎርም ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ሉንድኪስት ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር፥ መንግስቲ ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈራት ትምህርቲ፣ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን፣ ህንፀት ሰላመን ከምኡ እውን ሓፈሻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ መሊስካ ንምጥያሽ መርሃ ግብሪ ተሓንፂፁ ናብ ተግባር ከምዝተኣተወ ም/ቀ/ሚኒስትር ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰዶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ምዝዛሙ ስዒቡ ቅልጡፍ መርሃ ግብሪ መሊስካ ምጥያሽ ተሓንፂፁ ናብ ተግባር ከምዝተኣተወ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተዛሪቦም። ኣብ ቀረባ እዋን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣስከሬን ኣጊቱ ጉደታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲኣ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነሽ ኣበቤን ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ኣተሓባባሪ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት መንግስቲ ኣይተ ጃንጥራር አባይ ሓዊሱ ቤተሰባን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሐ መንግስቲን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ…
ቢዝነስ ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩን ዘፍለጡን ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ብፅሒት ባንኪ ብምልኣኽ ንዘፍለጡ ትካላት ሻውዓይ ዙር ምስጋና ኣቕሪቡ። ብመሰረት እዚ፦ ትካል ኣገልግሎት ሎጅስቲክስ ባሕር ትራንስፖርት ኢትዮጵያ - 30 ሚሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ቀብሪ ግንባር ማይፀብሪን ቅርቃርን ብምምራሕ ዓወት ዝሓፈሱ ምክትል ኣዛዚ መበል 33 ክፍለ ሰራዊት ኮሌኔል ኣለምነው ሞላ ተፈፂሙ። ኣብ ታሪኽ ህይወቶም ከምዝተገለፀ፥ ግንባር ማይፀብሪ ብምምራሕን እቲ ከባቢ ካብ ጁንታ ነፃ ብምግባርን ወፍሪ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 599 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 300 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 128 ሺሕን 616…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣመራርሓ ዞባ መተከል ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ክልልን ዞባ መተከል ንኣመራርሓ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ይወሃብ ኣሎ። ዓለም ለኻዊ፣ አህጉራዊ፣ ሀገራዊን ክልላዊን ትሕዝቶ ዘለዎን ብቪዲዮ ተቐሪፁ ዝቐረበ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ እውን ነቶም ሰልጠንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ፕሬዚዳንት ክልል ትግራይ ሓዊሱ ካልኦት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ቀንዲ ኣመራርሓታት እቲ ጁንታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ክልል ትግራይ ኣይተ ኣባይ ወልዱን ምክትል ፕሬዚዳንት ዶክተር ኣብራሃም ተኸስተን ሓዊሱ ካልኦት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ቀንዲ ኣመራርሓታት እቲ ጁንታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ጥምር ሓይሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፖሊስ ፌዴራልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢያዊ ዲፕሎማሲ ዘድሃበ ዓውደ መፅናዕቲ ምስላጥ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢያዊ ዲፕሎማሲ ዘድሃበ ዓውደ መፅናዕቲ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብቲ ዓውደ መፅናዕቲ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ተሳተፍቲ እንትኾኑ፥ ኣብ ዲፕሎማሲ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ሳይንስን፣ ዓለም ለኸ ማዕቐፍ ፖሊሲ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ትካላትን ትኹረት…