Fana: At a Speed of Life!

ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ መርኣያ ፍቕሪ፣ ዓወት፣ ፍቕሪን መስሕብ ቱሪዝምን ብምዃን ምስሊ ሃገር ሃኒፁ ኢዩ – ም/ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ስፖርት ሓሊፉ መርኣያ ፍቕሪ፣ ዓወት፣ ፍቕሪን መስሕብ ቱሪዝምን ብምዃን ምስሊ ሃገር ምህናፁ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ንመበል 20 ግዘ ዝተኻየደ ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሚኒስቴር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሞሃመድ ሸሪፍ ዓብደላ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሚኒስቴር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሞሃመድ ሸሪፍ ዓብደላ ተዛቲዮም። ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ከባቢ ዶብ ኣድሂቦም ልዝብ ኣካይዶም። ኣብቲ እዋን ዘተ፥…

ሚኒስቴር ጥዕናን ሚኒስቴር ሳይንስን ሰላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብሓባር ንምስራሕ ትሰማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ሚኒስቴር ሳይንስን ሰላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ዘቲዮም። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ሳይንስን ሰላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶን ከምኡ እውን ኣመራርሓታት…

ባይቶ ክልል ጋምቤላ መበል ሓምሻይ ህፁፅ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 02 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ መበል ሓምሻይ ህፁፅ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ህፁፅ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ናይ ሓደ መዓልቲ ፃንሒት በዝሒ ኣባላት እቲ እርከን ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ረቂቕ ኣዋጅ ብምዝታይ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…

መበል 20 ዓብዪ ጉያ 2013 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ዓብዪ ጉያ 2013 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ዓብዪ ጉያ ዝተዓወቱ ደቂ ኣኒስትዮ ብቕደም ሰዓብ 1ኛ ፅጌ ገ/ሰላማ ካብ ኢትዮ ኣትሌትክስ 2ኛ መድህን ገ/ስላሴ  ባንኪ ንግዲ 3ኛ ገበያነሽ ኣያሌው ካብ ሰራዊት…

መበል 20 ዓብዪ ጉያ 2013 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ዓብዪ ጉያ 2013 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ዓብዪ ጉያ ዝተዓወቱ ደቂ ተባዕቲዮ ብቕደም ሰዓብ 1ኛ ኣቤ ጋሻሁን ካብ ቤት ህንፀት ኣምሓራ 2ኛ ታደሰ ወርቁ ደቡብ ፓሊስ 3ኛ ሚልኬሳ መንገሻ ጋንታ ሰበታ…

ስብሓት ነጋ ሓዊሱ 9 ኣመራርሓ እቲ ጁንታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ናይ ጥፍኣት ስትራታቴጂስት ዋና መራሒ ስብሃት ነጋ ሓዊሱ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ 9 ኣመራርሓ እቲ ጁንታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።  ብመሰረት እዚ፥ 1. ናይ ጥፍኣት ስትራታቴጂስት ዋና መራሒ ስብሃት ነጋ 2.  ወይዘሮ ቅዱሳን ነጋ ነበር ኣፈ ጉባኤ ቤት…

ኣብ ታሪክ ግቡእ ኣተሓሳስባ ምሓዝ ንዘላቒ ህንፀት ሰላም ዝጎልሀ ረብሓ ኣለዎ – ወ/ሮ ሙፈሪያት ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪክ ግቡእ ኣተሓሳስባ ምሓዝ ንዘላቒ ህንፀት ሰላም ዝጎልሀ ረብሐ ከምዘለዎ ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ሚኒስቴር ሰላም “ ወግዒ ሰላም፣ ብሄራዊ ምርድዳእ ንዘላቒ ህንፀት ሰላም” ብዝብል ዘዳለዎ መድረኽ ፓነል…

ስርዓት ገዳ ብውርሻ/ቅርስነት ዓለም ዝተመዝገበሉ መበል ራብዓይ ዓመት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቡሌሆራ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስርዓት ገዳ ብውርሻ/ቅርስነት ዓለም ኣብ ዩኔስኮ ዝተመዝገበሉ መበል ራብዓይ ዓመት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቡሌሆራ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ፣ ዞባ ጉጂን እቲ ዩንቨርስቲን ብሓባር ብምዃን ኢዮም እቲ ስርዓት…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01ጥር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሑ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልል ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ዑደት ገይሮም። እቶም ላዕለዎት ኣመራርሓ፥ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወረዳ ጉምቢ ቦርዶዴ ብመስኖ ዝለምዐ…