ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ኣድሂቦም ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣምባሳደር ዶናልድ ቡዝ ዝተመርሐ ልኹ ተዛቲዮም።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ጉዳይ ሰለስተኣዊ ድርደድር ግድብ…