ሓላፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ኣብ ሱዳንን ግብፅን ዑደት የካይዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓላፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ስቴቨን ሙንሽን ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ኣብ ሱዳንን ግብፅን ዑደት የካይዱ ኣለዉ።
ትማሊ ምስ ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣብዱል ፈታህ ኣል ሲሲ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘተ…