ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢዜማ ማኒፌስቶ መረፅኡ ንህዝቢ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ማኒፌስቶ መረፅኡ ንህዝቢ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ማኒፌስቶ ንምድላው ንዘሓለፉ 2 ዓመታት ትኹረት ተገይሩ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ድሕንነት ሃገር ከምኡ እው ኣብ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ማሕበራዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓማውቲ ማእኸላይ ፅዕንቶ ልቓሕ ናብ ዘለወን ሃገራት ናብ ምስራዕ ይስራሕ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓማውቲ ማእኸላይ ፅዕንቶ ልቓሕ ናብ ዘለወን ሃገራት ናብ ምስራዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ 2010 ዓ.ም ልዑል ፅዕንቶ ልቓሕ ካብ ዘለወን ሃገራት ተሰሪዓ ከምዝነበረት ዝገለፁ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 32 ሚሊየን ዶላር ከቲመን Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 32 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ሰምምዕነት ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ያስሚን ዎሃብረቢን ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ ዶንግ ሆ ኪምን ክታሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ናይ ዘሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምንቅስቓስ ልምዓት መሰረት ዝገበረ ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ናይ ዘሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምንቅስቓስ ልምዓት መሰረት ዝገበረ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 312 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)312 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…
ቢዝነስ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፍሪያቱ ንዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ምኽባር ሕጊ ንዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ስራሕ ደው ኣቢሉ ዝነበረ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፍሪያቱ ንዕዳጋ ምቕራብ ከምዝጀመረ ሚኒስትር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣየተ መላኩ ኣለበል ኣፍሊጦም። እዚ ድማ ንምምሕያሽ ዋጋ ስሚንቶ እወንታዊ ግደ ኣለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ንእግሪ ምትካል ክልል ትግራይ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ኣምባሳደር ጊታ ፔቲ ኣፍሊጠን Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንእግሪ ምትካል ክልል ትግራይ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፔቲ ኣፍሊጠን። እተን ኣምባሳደር ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተዛቲየን። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ገፀር ንዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ዕድል ትምህርቲ ንምምዕርራይን ፐለቲካዊ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይን ሓገዝ ምግባር ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ብመርበብ ሓበሬታ ተሓጊዙ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ሰላምን ፀፅታ ሕብረት ኣፍሪካ ተሳቲፎም፡፡ እቲ ኣኼባ፥ “ደቂ ኣንስትዮ ንሰላም፣ ባህሊን ተሳታፋይነትን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኦነግ ንዘእተዎ ሰነድ መርሚሩ ውሳነ ከምዝህብ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግንባር ነፃነት ኦሮሞ/ኦነግ/ ዘእተዎ ሰነድ መርሚሩ ውሳነ ከምዝህብ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኦነግ ብኣይተ ኣራርሳ ቢቂላ ብዝተፅሓፈ ደብዳበ መበል ካልኣይ ሓፈሻዊ 4 መጋቢት 2013 ዓ.ም ከምዝካየደ ኣብቲ ሰነድ ገሊፁ። ነዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኣመራርሓ ሰራዊት ሃፍቲ ናይ ምፍላጥን ምምዝጋብን ስራሕቲ ይውገን ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣመራርሓ ሰራዊት ሃፍቲ ናይ ምፍላጥን ምምዝጋብን ስራሕቲ ይውገን ከምዘሎ ዳይሬክቶሬት ምክትታል ስነ ምግባር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ተወካሊ እቲ ዳይሬክቶሬት ሌተናል ኮሎኔል ሃይሉ ኣሰፋ፥ ነቲ ጉዳይ ብዝምልከቶም ኣመራርሓ ሰራዊት…