ምስ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምውዳድ ልኡኽቶ እናፈፀሙ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ሽዱሽተ ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምውዳድ ልኡኽቶ እናፈፀሙ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ሽዱሽተ ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።
እቶም ልኡኽቶ ኣብ ምፍፃም እናሃለዉ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ፍሉይ ሓይሊ ህወሓትን ሚሊሻታትን ሻምበል ፃዲቅ ኪሮስ፣ ብርሃኑ ፍፁም፣…