Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት እንተወንጭፎም ዝነበሩ ተተኮስቲ ሮኬታት ኣብ ከተማ መቐለ መኽዘን ውልቀ ሰብ ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ብተደጋጋሚ ናብ ከተማ ባህርዳር፣ ጎንደርን ኣስመራን እንተወንጭፎም ዝነበሩ ተተኮስቲ ሮኬታት ኣብ ከተማ መቐለ መኽዘን ውልቀ ሰብ ከምዝተረኸቡ ኮማንድ ፍሉይ ወፍሪ ኣፍሊጡ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከተማ መቐለ ካብ…

ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ መቐለ ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ መቐለ ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ። ኣብ ትግራይ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ብናነት ዘንቀሳቀስሉ ምቹው ኩነታት ከምዝተፈጠረ እውን ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ነቢዩ ስሑል ሚካኤል መጅማር እቲ…

ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ 25 ሺሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ደገፍ ምግቢ ይቐርብ ኣሎ-ፕሮግራም ምግቢ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትግራይ ኣብ ዘለዉ መዐስከራት ንዝርከቡ 25 ሺሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ደገፍ ምግቢ ይቐርብ ኣሎ ክብል ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። እቲ ብፕሮግራም ምግቢ፣ ኤጀንሲ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ኤጀንሲ…

ኢትዮጵያ ምስ ዶብ ሱዳን ዝተፈፀረ ፀገም ንምፍታሕ ዝጀመረቶ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ዶባት ኢትዮጵያን ሱዳን  ዝተፈጠረ ፀገም ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ዝግበር ፃዕሪ ተጠናኺሩ  ከምዝዝቕፅል ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣፍሊጦም። ኣምባሳደር ዲና ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ፥ ኣብ ሞንጎ ዶባት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ሕብረተሰብ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምጥቃም ንሰብ ሞያታት ሕክምና ንኽሕግዝ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሕብረተሰብ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምጥቃም ንሰብ ሞያታት ሕክምና ንኽሕግዝ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት እናወሰኸ ምዃኑ…

በዓል ቤት ጓል ኣይተ ሴኩቱሬ ኣብነት ሃይሽዋ ብፖሊስ ፌዴራል ብዋሕስ ንኽፍታሕ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ቤት ጓል ኣይተ ሴኩቱሬ ኣብነት ሃይሽዋ ብፖሊስ ፌዴራል ብዋሕስ ንኽፍታሕ ተገይሩ። እቲ ውለቀ ሰብ፥ ምስ ሓይሊ ፀረ ሰላም ጉጅለ ህወሓት ርክብ ኣለዎ ብዝብል ተጠርጢሩ ምርመራ እናተገበረሉ ምፅንሑ ይፍለጥ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ተጠርጣሪ…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ህፁፅ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት 6ይ ህፁፅ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ፥ ኣብ ዞባ መተከል ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ህይወቶም ዝሰኣኑ፣ ጉድኣት ዝበፅሖምን ወገናት ፀሎት ህሊና ብምግባር ኢዩ ተጀሚሩ ዘሎ፡፡ እቲ…

ህዝቢ ትግራይ ብመስዋእትኻ ሓብሒብኻ ኣብ ለፅናሕኻያ ሃገር ተኸቢርኻ ማሕበራዊ ፍትሕይ ዴሞክራሲይ ክትቋደስ ብሓዱሽ መንፈስይ ወነይ ልቐፃሊ ለውጢ ክትላዓል…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ትግራይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ።   ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።   ዝተኸበርኻ ህዝቢ ትግራይ፤ ዝተኸበርኻ መንእሰይ ትግራይ!   እንሆ…

ሚኒስቴር ሰላም ምስ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኣብ ዘሳልጦም ትልሚ ተግባራት ኣድሂቡ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ብሓባር ኮይኖም ኣብ ዘሳልጦም ትልሚ ተግባራት ኣድሂቡ ተዛቲዩ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፥ ሰላማዊ ዝኾነ ሲቪል ሰራሕተኛ ብምህናፅ ንሕብረተሰበብ ከገልግል ዝኽእልን ዜጋታቱ ናይ ምህናፅ ዓቕሚ…

1ይ ስሩዕ ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)1ይ ስሩዕ ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ከምኡ እውን ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ደመቀ መኮንን ተረኺቦም፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ድማ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ…