ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ኣመራርሓ መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ኣመራርሓ መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዝሳለጥ ዘሎ እቲ ጉባኤ÷ "ዓቕሚ መናእሰይ ንዝማዕበለት ኣፍሪካ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣለዎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ፥ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘጋጠሙ ዕንወታት መፍትሕታት ንምንዳይ ዝዓለመ ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ጥዕና ክልል ትግራይ ዘጋጠሙ ዕንወታት ብመፅናዕቲ ዝተደገፈ መፍትሕታት ንምንዳይ ዝዓለመ ዓስራይ ዓለም ለኸ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዋዕላ፥ ብምትሕብባር ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ፣ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሆሳእና ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Apr 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሆሳእና ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ድጋፍ ሰልፊ ነበርቲ ከተማ ሆሳእናን ከባቢኡን÷ መንግስቲ እናወሰዶም ዘለው ናይ ሃገራዊ ለውጢ ስጉምትን ኣንፈታት ልምዓትን ዝድግፍ መልእኽትታት እናመሓላለፉ ይርከቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ልምዓት ተምሳሌት ምዕባለ ከተማና ኣረጋጊፆም ኢዮም- ኣይተ ጃንጥራር Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ለውጢ ዓመታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወገኑ ስራሕቲ ልምዓት ተምሳሌት ምዕባለ እታ ከተማ ኣጋጊፆም ኢዮም ክብሉ ምክትል ከንቲባ ምምሕር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም፡፡ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ ሳዓይ ዓመት ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ዝተጀመረ ሃገራዊ ዕቤት ንምቅልጣፍ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዕት ስርዓት ምዘና ብምዝርጋሕ ከም ሃገር ዝተጀመረ ሃገራዊ ዕቤት ንምቅልጣፍ እናሰርሐ ምዃኑ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ…
ስፓርት ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዲያ ሆሳእናን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቀትሪ ሰዓ 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዲያ ሆሳእናን ብዘይ ሸቶ ባዶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽ ፀወታታት እቲ ሊግ ዘይተዓወቱ እንትኾኑ÷ ሃዲያ ሆሳእና…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ልዕሊ 264 ቢሊየን ብር ልቓሕ ንዓማዊል ከምዘቕረበ ኣፍሊጡ mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ጥራሕ 264 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብር ልቓሕ ንዓማዊል ምቕራቡ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ንጉዳያት ቐዋሚ ኮሚቴ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣረጋ ከበደን ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ኣምባሳደራትን ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ፤ ኮሪደር ልምዓት ስዒቡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 መጋቢት ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ዘይፈተነቶ ሓዱሽ መገዲ ዝጀመረትላ ዕለት ኢያ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)24 መጋቢት ኢትዮጵያ ኣብ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ዲፕሎማሲያዊን ዓውዲታት ኣብ ታሪኻ ዘይፈተነቶ ሓዱሽ መገዲ ዝጀመረትላ ዕለት ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግንስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 117 ሰሩዕ ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም mizan mekonen Apr 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)117 ሰሩዕ ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ምግባሩ ኤምባሲ ኢትጵያ አብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ፡፡ እዞም ወገናት ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ እቲ ኤምባሲን ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከብ ትካል ዓለም ለኸ ፍልሰተኛታትን ብምትሕብባር…