ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብር 8 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝግመት እኽሊ ንክልል ቤኒንሻንጉል ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብር 8 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝግመት እኽሊ ንክልል ቤኒንሻንጉል ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ኣማኻሪ ውዳበ ህዝቢ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣይተ ሺሰማ ገብረስላሴ፤ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዝተረኸቡሉ…