ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣህጉረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 350 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣተኣኻኺቡ Gebremariam Weldegerima Apr 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣህጉረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዘጛጠመ ፀገም ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 350 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣተኣኻኺቡ። ኣባላት እቲ ልኡኽ ምስ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዝን እግሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 134 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ ተመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)134 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ ተመሓላሊፉ። እቶም ኣባይቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝርከቡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ካብ እቶም ተረባሕቲ 62 ሚኢታዊ ደቂ ኣኒስቲዮን መናእሰይን አንትኾኑ፥ 22 ሚኢታዊ ድማ ጉድኣት ኣካልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ 25 ሺሕ ኪዩቢክ ሜትር ፈሳሲ ከፃሪ ዝኽእል ሰለስተ ዘመናዊ ዝተማእኽለ ፈሳሲ መፃረይ ፕሮጀክት ስራሕ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ 25ሺሕ ሜትር ኪዩቢክ ፈሳሲ ከፃሪ ዝኽእል ሰለስተ ዘመናዊ ዝተማእኽለ ፈሳሲ መፃረይ ፕሮጀክት ስራሕ ኣጀሚረን። ንሰለስቲኡ መፃረይ ፈሳሲ ፕሮጀክት 1 ነጥቢ 17 ቢልየን ብር ወፃኢ ተገይርሉ እዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳነት ላዕለዋይ ቤት ፈርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ተዛቲየን። ኣሜሪካ ኣብ ክሊ ምምሕያሽ ዓውዲ ፍትሒ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትገብሮ ደገፍን ሓገዝን ተዛቲየን። ኣምባሳደር ጊታ ፓሲ፥ ሰርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣጣየን ጭልጋን ዝተፈፀመ ተግባር ገበን ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ናብቲ ከባቢ ተላኢኹ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣጣየን ጭልጋን ዝተፈፀመ ተግባር ገበን ሰብኣዊን ንዋታዊን ሃፍቲ ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ናብቲ ከባቢ ከምዝተልኣኸ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ ገረመው ገብረጻዲቅ ከመዝበልዎ፥ እቲ ጉጅለ ካብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊን…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 13 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ከሲቡ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 13 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብርከምዝኸሰበ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብቶም ዝተረቑሑ ኣዋርሕ ልዕሊ 55 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተዛሪቦም። እቲ ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገምጋም መደባት ስራሕ 9 ኣዋርሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ገምጋም መደባት ስራሕ 9 ኣዋርሕ ጀሚሩ። ኣብቲ ገምጋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። በግምገማው ማጠቃለያ ላይ አቅጣጫ ይቀመጣል ተብሎ እንደሚጠበቅም ከምክር ቤቱ ያገኘነው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሶማሌላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣምቡላንስ ኣበርኪቶም Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሌላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣምቡላንስ ኣበርኪቶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ክልል ትግራይ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ዝተዋፈሩ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር 2 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ግምት ዘለዎ ዝተማልአ ግልጋሎት ክህብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ሞሓመድ ኣብዱላሂ ፎርማጆ ዝተናውሐ ዘበነ ስልጣኖም ብምስራዝ ምርጫ ንኽካየድ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Apr 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዱላሂ ፎርማጆ ዝተናውሐ ዘበነ ስልጣኖም ብምስራዝ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ንኽካየድ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ሶማሊያ ምንዋሕ ዘበነ ስልጣን ፕሬዚደን ሞሓመድ ፋርማጆ ስዒቡ ብዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ኣብከተማ ሞቃዲሾ ናዕቢ…