ቢዝነስ ክልተ ኢትዮጵያውያን ተስፋ ዘለዎም ኣህጉራዊ ስራሕቲ ምህዞ ብምባል ተሸሊሞም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ክልተ ኢትዮጵያውያን ተስፋ ዘለዎም ኣህጉራዊ ስራሕቲ ምህዞ ብምባል ተሸሊሞም። ጄትኤጅ ኔሽን ቢውልደር ዝተብሃለ ትካል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ ስነስርዓት ኢዩ እቲ ሽልማት ተዋሂቡዎም። መስራቲት ቀበና ሌዘር ሰምሃል ጉዑሽ እቲ ሽልማት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካውያን ናይ ባዕሎም ፀገም ባዕሎም ንምፍታሕ ተቐራሪቦም ክሰርሑ ይግበኦም – ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዩጋንዳ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዩጋንዳ ኣለምፀሃይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳም ኩቴሳ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያትን እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ኣድሂቦም ልዝብ ኣካይደን። ኢትዮጵያን ዩጋንዳን ዝፀንሐን ጥንኩርን ርክብ ከምዘለወን፤ ርክበን ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ደገፍ ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሓቃዊ ኩነታት ንማሕበረሰብ ዓለም ንምፍላጥን ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ግቡእ ዘይኮነ ፅዕንቶ ዝቃወምን ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ወድብ ሕቡራት መንግስታት…
ኮሮናቫይረስ ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ምክፍፋሉ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ናብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ከምዘከፋፈለ ኣፍሊጡ። እቲ ምክፍፋል ክታበት ሚኒስቴር ጥዕና ብዘውጸኦ ቁፅሪ ዝርገሐ መሰረት ብምግባር ናብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ፣ ክልላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ስራሕቲ ለውጢ ኢትዮጵያ ምድጋፉ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ስራሕቲ ለውጢ ኢትዮጵያ መድጋፉ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ኣብ ብራስለስ ቤሊጅየም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ሕብረት ኣውሮፓ ፊት ንፊት እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ንዓለም ንምፍላጥ ዝዓለመ ሰልፊ ድጋፍ ትማሊ ተሳሊጡ። ኣብ ኮሚሽን ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ቢሮ ኒውዮርክ ታይምስን ሲ ኤን ኤንን ተረኺቦም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ቢሮ ኒውዮርክ ታይምስን ሲ ኤን ኤንን ተረኺቦም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምዃና ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ሃናፂ ብዝኾነ መልክዑ ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምዃና ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ ኣፅቀስላሴ ኣፍሊጦም። ኣምባሳደር ታየ እናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ኣመልኪቶም ናብ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ዶብን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ዶብን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ / ሚካኤልን ዳይሬክተር ብሄራዊ ሓይሊ ፖሊስ ጅቡቲ ኮሎኔል ኣብዲላሂ ኣብዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳህራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሞሓመድ ሳሌም ኦልድ ሳሌክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳህራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሞሓመድ ሳሌም ኦልድ ሳሌክ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ናይ ሓባር ጉዳያትን ፀገማት ሳሃራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኒውዮርክን ብራስለስን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵውያንን ኢድ ኣእታውነት ወፃ ዝኹንኑ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኒውዮርክን ብራስለስን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵውያንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢን ዝኹንኑን ሓቀኛ ምስሊ ኢትዮጵያ ዝገልፁን ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ድማ፥ ኣብ…