ኢትዮጵያን ጃፓንን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽሩሉ ጉዳይ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢን ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኤምባሲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽሩሉ ጉዳይ ዘቲዮም።
ኣካቢ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ዶክተር ነገሪ ሌንጮ፥ እተን ሃገራት ኣብ ዘፍር ለውጢ…