ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝግበሩ ጣልቃ ኣታውነት ብሰለማዊ ሰልፊ ኣቢሎም ኣውጊዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝግበሩ ጣልቃ ኣታውነት ብሰለማዊ ሰልፊ ኣቢሎም ኣውጊዞም።
24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ለዕሊ እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ስዒቡ መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ…